ሰልፊ ሞደራትና ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ቃል ንተልእኾ ፖሊስ ዝሕግዙ 2 ሽሕ ዝኾኑ ሓለዋ ጸጥታ ክቘጽር ኣብ መደብ...
ዜና
ካብ ሓሙስ ዝጀመረ ኣብ ዝወዓለ ዕዳጋ መሸጣ ብርክታት ኣዝዩ ልዑል ዋጋ ኣውጺኡ ተባሂሉ። OMX ስቶክሆልም ብ 1664.6...
ተወላዲ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ውሽጢ ማይ ኣትዮ ሕቶ መርዓ ን ኣፍቃሪቱ ከቅርበላ ብምባል ክሕብስ ኢሉ ናብ...
ልዕሊ 3 ሽሕ ዓማዊል ተጓዓዝቲ ኩባንያ በጻሕቲ ሽወደን ብክሳራ ወናኒኡ ቶማስ ኩክ ብኣሉታ ከም እተጸልዉ ይግለጽ ኣሎ።...
መንግስቲ ሽወደን 1,3 ቢልዮን ክሮነር ባጀት ን ስራሕ ብምስላዕ ልዕሊ 400 ሚልዮን ክሮነር ኣብ extratjanst ን introdutionsjobb...
ትማሊ ኣብ ማልታ ኣርባዕተ ሃገራት ኣውሮጳ ኣኼባ ሚኒስተራት ውሽጣዊ ጒዳያት የካይዳ ምህላወን ተፈሊጡ። እቲ መዛተዪ ዛዕባ ምቕርሐ...
ብውልቁን ምስ ጋንቱኡን ጽቡቅ ናይ ጸወታ ዓመት ዘሕለፈ ሜሲ ንመወዳድርቱ በሊጹ ብሉጽ ተጻዋታይ ፊፋ ተባሂሉ ተሸሊሙ።ሜሲ ኣብ`ዚ...
እዚ ኣብ ሃገረ ኢጣልያ ከተማ ሚላኖ ዝካየድ ስነስርዓት፡ እቶም ኣብ ሽልማት ብሉጽ ተጻዋታይ ኤውሮጳ ንመዛዘሚ ዝቐረቡ፡ ዕዉት...
ኣብ ሽወደን ብዘሎ ሕጽረት መማህራን ብዙሓት ድሕሪ 65 ዓመት ዕድሚኦም ናብ ስራሕ ይወፍሩ ምህላዎም ተገሊጹ። ብመሰረት ጋዜጣ...
ብሕማም ሽኮር ዝተጠቓዕካ ግዳይ ምስ እትኸውን፡ ብሓያሎ ጸገማት ናይ ኣእጋር፡ ንኣብነት ቁስሊ፡ ክትሳቐ ትኽእል ኢኻ። ሓካይም ከም...