መራሒ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ኢባ ቦሽ ቶር ብዓርቢ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ኣብ ሽወደን ቀዋሚ መንበሪን ዜግነትን ክረኽቡ ዘመልክቱ...
ዜና
ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዝገበረቶ መርመራ እቲ ክጐሓፍ ዝግብኦ መግቢ ኣብዘን ህቡባት ኣብያተ መግቢ ይሽየጥ ኣሎ። ብዘይካዚ ኣብዘን...
ሎም ኣብ ከተማ ኦስሎ ነርወይ ዝተካየደ መስርሕ ምንጋር ዕውት ሽልማት ኖቤል ሰላም 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ...
106 ኤርትራውያን፣ 15 ሰማልያውያን ሓደ ሰርያውን ከምእውን 2 ሱዳናውያን ዝረከብዎም 106 ኤርትራውያን ሎሚ ለይቲ ካብ ሊብያ ናብ...
ኣብ ከተማ ስቶኮልም ሸወደን ዝካየድ ዘሎ ምዕዳል ስነስርዓት ሽልማት ኖቤል 2019 ትማሊ ክልተ ዕውታት ስነ ጽሑፍ ዓዲሉ...
ተመራማሪ ስነቚጠባን ኣባል ባይቶ ፊንላንድን ጁሃና ቫርቲያነን ጽላት ኢንዱስትሪ ሽወደን ኣብ ውሽጢ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ወጻኢ እውን...
ሎሚ ዓመት ኣብ ዓውዲ ከሚስትሪ ሽልማት ኖቤል ኣብ ናይ ሊቲዮም ኣየን (Lithium-ion battery) ዓለምና ዝገብሮ ኣስተዋጽኦ ተራእዩ...
ካብ ዝመጽእ ሓዱሽ ዓመት 2020 ጀሚሩ ብ40 ክሮነር ኣብ ወርሓዊ ካርድ SL ከተማ ስቶኮልም ማለት 930 ክሮነር...
ሰራዊት ቱርኪ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሶርያ ኣንጻር’ቶም ብኣመሪካ ዝድገፉ ሓይልታት ኩርዲ ዝቐንዐ መጠነ ሰፊሕ ወተሃደራዊ ስርሒት ከካይድ...
ኣካያዲ ህብብቲ እንዳ እስፕሬሶ ንሰራሕተኛታቱ ክሳብ 12 ሽሕን 500 ክሮና ካብ ጁባኦም ቀረጽ ከኽፍሎም ምዃኑ ብምፍርራህ ዘይሕጋዊ...