ክንምገብ እንከለና፡ ነቲ እንምገቦ ዘለና ዘተርክስን ዘዳቕቕን ምራቕ ናብ ኣፍና ይመጽእ’ዩ። እዚ ምራቕ’ዚ እንተውሒዱ ሓደ ካብ ጠንቅታት...
ዜና
ማእከል ኖቩ ኣብ ዘካየዶ ሓድሽ ዳህሳስ ከም ዘመልክቶ ካብ ኣባላት ፖሊስ እቶም ሓደ ዕስሪት ዝኾኑ ኣባላት ስድራኦም...
በዚ ኣባህላ ኣትከኽቲ ኣብ ዱካናት ሽወደን ዝገዝእዎ ዝነበሩ ሕሱር ሽጋራ ወጻኢ ደጊም ምርካብ ከጸግሞም እዩ። ካብ ባሕቲ...
ኣካየድቲ ባቡር ትሕተምድሪ ስቶክሆልም SL ን MTR ን ህሉው ጽቕቅጥ መደበራት ባቡር ንምፍዋስ ሓደስቲ ብልሓታት ኣብ ምፍታን...
ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ነሓሰ በዓልመዚ ድጋፍ ሕቶ ዕቚባ ኣውሮጳዊ ሕብረት ገለ 471 ሽሕን 2 ሚእቲን ዝዀኑ ሓተትቲ...
ኣብ ቫርምላንድ (Varmland) ትርከብ ምምሕዳር ቶሽቢ (Torsby) ብብቕዓት ዓይነት ኣመሃህራ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ተሰሪዓ ኣላ። ምምሕዳር ቶሽቢ...
ንሰደድ ስትራቴጂያዊ ውጽኢታት ዝከታተል በዓልመዚ መንግስቲ ኲሉ ናብ ቱርኪ ዝግበር ዝነበረ ሰደድ ኣገዳሲ ወተሃደራዊ ናውቲ ደው ከብል...
ናይ ቅድም ኣሰልጣኒ ኢጣልያዊት ጁቬንቱስ ማሲሚላኖ ኣለርጊ፡ ኣሰልጣኒ እንግሊዛዊት ማንቸስተር ዩናይትድ ኮይኑ ምስ ዝቝጸር ንፈረንሳዊ ፓትሪስ ኤቭራ...
ፍርቂ ምምሕዳራት ሃገረ ሽወደን ንቤት ትምህርታት ዝኽፈል ገንዘብ ብምቑጣበን ንብዙሓት ከም ዘቖጠዐ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈነወ ዜና...
ኣብ ቀረባ ኣዋርሕ ኣብ ሽወደን ፍቃድ መንበሪ ደረጃ ምድላይ ተለዋጢ ሓለዋ ( status som alternativt skyddsbehövande) ዘለዉ...