ኣፈኛ ቊጠባዊ ፖሊሲ ጸጋማይ ሰልፊ ኦላ ኣንደርሰን ሓላፍነት ምድኻም ባጤራ ክሮነር ዝስከም መንግስቲ ሉፈን እዩ ኢላ’ላ። መንግስቲ...
ዜና
ምሕዳስ ማእከላይ መዋፈሪ መጓዓዝያ ስቶክሆልም ሶኑይ ጀሚሩ ንሸውዓተ ዓመታት ዝጸንሕ ፕሮጀክት ምዃኑ ብመንገዲ ኤሌክትሮኒካዊ ሓበሬታ ናይ ምምሕዳር...
ኣብ ትሕቲ መዓስከራት ዕጡቓት ኩርዲ ንዝጸንሑ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ምሩኻት ኣባላት ዳዕሽ፡ ብሓላፍነት ክርከብ ዝኽእል ወገን ብዘይ ምህላዉ፡...
ኣብ ክሊ ዕድመ ሓሙሳታት ዝርከብ ሰብኣይ ስደተኛታት ብቓልን ኣካልን ብምክልባቱ ሎሚ ኣብ መጋባኣያ ኡሚዮ ምቕራቡ ጋዜጣ ዌስተርባተን-ኲሪሪን...
ገለ ካብ ካብ ናይ ሎሚ ዜና፣- ሃገረ ነርወይ ንዕዳጋ ዓለም ብተቕርቦ ፍርያት ነዳዲን ጋዝን፣ ሓንቲ ካብ በከልቲ...
ሽወደን ሎሚ ሰሙን ወፍሪ ልገሳ ኣካላት ብምጅማር፣ ሰባት ኣካላት ኣብ ምልጋስ ንክተግሁ ምጒስጓስ ምጅማራ ይግለጽ ኣሎ። እዚ...
ብምኽንያት ቴክኒካዊ ብልሽት ኣብ ሄልሲንኪን ኮፐንሃገንን ዝካየድ ዝነበረ መሸጣ ብርኪ ተወዚፉ’ሎ። “ብዘይካ ኖርዌይን ገለ ሃገራት ባልቲክን ኣብ...
ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ብ ኣልስቫንስካ ዝፍለጥ ውድድር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን መጋረጅኡ ኣብ ዝዓጸወሉ ብድራማቲካዊ ውጺኢት ካብ ከተማ...
ከተማ ማልሞ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ሰለስተ ዝተጻወዱ ነታጒ ከም እተፈንጀሩን ኣብ ልዕሊ መንበሪ ኣባይቲ ጉድኣት ከውርዱ...
ኣብ ስራሕ ሓደጋ ምስ ዝፍጠር ወይ ድማ ብስራሕ ዝተታሓሓዘ ምክንያት ምስ ትሓምም ናይ ገንዘብ ኻሕሳ ካብ መድሕን...