ዝሓለፈ ዓርቢ፡ መንግስቲ ግሪኽ ነቶም ዘይብቑዓት ስደተኛታት ንምዕጋት መዓጹኣ ከም ዝዓጸወትን ዝያዳ ሓለውቲ ወሰን ድማ ከም ዝመደበትን...
ዜና
ኣብዚ ወርሒ ሕዳር ከምንዕዘቦ ዘለና ኣብ መላእ ሽወደን ኣብ ክንዲ ጸሓይ ዝርኣየሉ ኣዝዩ ጸልማት እዩ ዘሎ እዚ...
ብመስረት ክፍሊ ትንበያ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ካብ ዓርቢ ጀሚሩ ዝሑል ኩነታት ኣየር ክህሉን ኣብ መብዛሕቱኡ ክፍል ሽወደን...
ፖሊስ ብዙሓት ሰባት ብምስግጋር ዘይሕጋዊ ገንዘብ ይክሰሱ ምህላዎምን መብዛሕቶም ግዳያት ድማ መናእሰያት ሙካኖም ይሕብር። ፖሊስ ድማ ን...
ዮናስ ኮስት፡ መራሒ ጸጋማይ ክንፊ ሰልፊ፡ መንግስቲ ነቲ ቤትጽሕፈት ዕዮ ካብ መንግስቲ ኪፈልዮ ንዝወጠኖ ሓሳብ እንተ ደኣ...
ሓኻይም ብዘይ ዶባት፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት ነቲ ሒዛቶ ዘላ ናይ ስደተኛታት ፖሊሲ ብሱሩ ክትግምግሞ ሓቢራ። ዝሓለፈ ዓርቢ ሕዳር...
ሮበርት ቦሽ ዝተባህለ ናይ ሃገረ ጀርመን ኢንዱስትሪ ካምፓኒ ንኩሉ ዋንነት ሚድሮክ ኣብ ፖወር ሴል ዝነበሩ 5•8 ሚልዮን...
እዚ ሓድሽ ሃዋህዉ ዝኾነሉ ምኽንያት፣ ቅድሚ ሕጂ ነዚ ሕጊ እዚ ኣብ ግብሪ ክዉዕል ካብ ዝገበሩ ሰልፍታት ሓደ...
ኩባንያ ምፍራይ መኻይን ቮልቮ ብስንኪ ኣፍሪያቱ ዝኾና መኻይን ኣጋጢሙ ዝበሎ ተክኒካዊ ብልሽት ብሓፈሻ ኣስታት ፍርቂ ምልዮን መኻይን...
ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ዝርከባ ናይ ገበን ጉጅለታት ኣብ መስርሕ ምስግጋር ዘይሕጋዊ ገንዘብ ንናእሽቱ መንእሰያት ከምዝጥቀማሎም ካብ...