እዛ ኢስራ ኣል ኣብዳሊ እትበሃል ነርስ ንግዳያት ኲናት ሶርያ ብዝገበረቶ ሓገዝ ኣብ ታሕሳስ 18 ናይዚ ዓመት ሽላማታ...
ዜና
ብመሰረት እማመ እዚ ሰልፊ ማሕበራዊ ደገፍ ዝረኽቡ ዘበሉ ብውሑዱ ንዓሰርተ ኣዋርሕ ክሳብ 2000 ክሮና ሽወደን ክወስዱ እዮም።...
ብምኽንያት ኣህጒራዊ መዓልቲ ሰብኣዊ መሰላት ሚኒስተር ባህሊ ሽወደን ኣማና ሊንደ ከምኡውን ማዕርነት ጾታ ኦሳ ሊንዳገን ገለ ሕሉፍ...
እዛ ዕድመ ልክዕ ክትእሰር እተፈርደት እስርቲ ናብ ገምገም ባሕሪ እናኸደት ጽባቐ ባሕሪ ከተስተማቕር ዕድል ክወሃባ እባ ወግዓዊ...
ብመሰረት ትጽቢታት ኤጀንሲ ሃገራዊ ትምህርቲ ሽወደን ኣብ ዞባ ስኮና ኣብ ኣብ ዝመጽእ 15 ዓመታት 21 ሽሕ መማህራን...
ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ንቤትጽሕፈቱ ብዳግመ ምውቓር ክውድብ ምዃኑን እዚ ድማ ምፍናው ገለ ሰራሕተኛታት ከስዕብ ከም ዝኽእልን ተገሊጹ። እዚ...
ልዕሊ ፍርቂ ኣውሮጳውያን ካብ ካብ መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራውያንን ስእነት ስራሕን ንላዕሊ ምልዋጥ ክሊማ ከም ዘስግኦም ተገሊጹ። ብሓሙስ ኣብ...
ኲባንያ ዋትስኣብ ብፌይስቡክ ዝውነን ኮይኑ ኣብ መጻኢ ብሉይ ናይ ዋትስኣብ ኣፕሊኬሽን ንምርሕራሕ መደብ ኣለዎ ተባሂሉ። በዚ ድማ...
ፕረሲደንት ሱዳን ነበር ኣልበሽር ኣብ ቤቱ ክልተ ሚልዮን ዶላር ከም እተረኽቦን ሎሚ ቀዳም ብጒዳይ ብልሽውና ናብ ቤትፍርዲ...
“ስራሕ ጓለንስተይቲ ኣይውዳእን እዩ” ዝብል ኣበሃህላ ክንሰምዕ እንከለና፡ ክብደት ናይቲ ኣብ ዝባን ደቀንስትዮ ዘሎ ድርብ ጾር ዝገልጽ...