ናይ ሓሶት መልእኽቲታት ብብዝሒ ኣብዚ እዋን ይፍኖ ምህላዉ ፖስኖርድ ሓቢሩ። ኣብ ኢሜይል ተቐበልቲ ናይ መጓዓዓዚ 15 ክሮና...
ዜና
ፖለቲከኛታት ዘድሊ ምትእትታው እንተዘይጌሮም ጋግ ኣታዊታት ሽወደናውያን ኣብ ዝቕጽል 15 ዓመታት እናወሰኸ ክኸይድ እዩ ክብል ሓደ ቊጠባዊ...
ብመሰራት ኣብ መራኸቢ ገጻት ክፍሊ ኢመግረሽን ዝተዘርግሔ ሓበሬታ ሰባት ባዕላቶም መንበሪኦም ክቕይሩ ንዝደልዩ ሓተትቲ ዕቚባ ዝምልከት ካብ...
ኣሽሓት ሰባት ዝሓሸ ሕክምናዊ ክንክን ክህሉ ብምጥላብ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ብምንገዲ ሰልማዊ ሰልፊ ሓቲቶም። ሓካይም ስቶክሆልም ብሰንኪ...
እቲ ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ ከምዘመልከቶ ድሕሪ እቲ ኣብ 2015 ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ኣንጻር ዘይሕጋዊ ዝዉዉር ገንዘብ ነቲ...
በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ዘምልስ ቫይረስ ወቕቲ ዊንተር ንምክልኻል ዘድሊ ቅድመ ምድላው ክግበር ጻውዒት ጌሩ’ሎ። ብመሰረት እቲ...
ሰብመዚ ድሕነትን ሰብኣዊ ድሕነትን ብዘካየድዎ ምክትታል ካብ 2005 ጀሚሩ 300 ቢልዮን ክሮና ዝኸውን ናይ ሰብኣዊ ድሕነት ገንዘብ...
ብ ኣሰልጣኒ ኣለምሰገድ ኤፍረም እንዳተኣልየት ኣብ ውድድር ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ትሳተፍ ዘላ ዓባይ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ሎሚ...
ብዙሓት መንእሰያት ካብ ስቶክሆልም ይወጹ ምህላዎም ተገሊጹ። እዚ ድማ ናይ መጀመራያ ተርእዮ ድሕሪ 2015 ኮይኑ ተራእዩ ኣሎ።...
ቻይናውያን ኣውፈርቲ በብግዜኡ ብዙሓት ኲባንያታት ሽወደን ይገዝኡ ኣለዉ ክብል ሓድሽ መጽናዕታዊ ውጽኢት ትካል ምክልኻል ሽወደን ሓቢሩ’ሎ። “ቻይና...