ብመሰረት ኣሃዛት BIL ሽወደን ታሕሳስ 2019 ብዙሓት ሓደስቲ መካይን ዝተመዝገባላ ተባሂላ ክብረ ወሰን ምሓዛ ተገሊጹ። BIL ሽወደን...
ዜና
AirlineRating.com ዝተባህለ 405 መንገዲ ኣየራትን ውሕስነተንን ዝከታተል ኣካል ብዓለም ደረጃ ዳህሳስ ድሕሪ ምግባር ዓመታዊ ጸብጻቡ ኣቕሪቡ’ሎ። እዚ...
ኣመሪካ ንኢራናዊ ኣዛዚ ሰራዊት ቃስም ሱሌይማኒ ዕላማ ዝገብረ ናይ ድሮን መጥቃዕቲ ጥቓ ከተማ ባቕዳድ ድሕሪ ምክያዳ እዩ...
ኣብ ብርክት ዝበላ ዞባታት ሽወደን ዝርከባ ኲባንያ ኣገልግሎት መድሃኒት ብሕጽረት መድሃኒት ንዝጎነፎ ሽግር ንምውጻእ ገለ ድጎማ ከም...
ገለ ሰባት ፖሊስ እናተመሰሉ ብፍላይ ንሽማግለታት የታልሉ ምህላዎም ፖሊስ ሓቢሩ። ገለ ሰባት ናብ ኣባይቲ ግዳያት ብምኻድን ኣብ...
ኣብ ዙርያ ሽወደን ዝርከባ ኣብያተ ጥዕና ኣብ ክንዲ ኣብ ሞያውያን ሓካያም ኣብ መባእታዊ ተንቀሳቐስቲ ሓካይም ከም ዝምርኮሳ...
ምምሕዳር ህቡብ ቤተመዘክር ስቶክሆልም ቫሳ ሙዜት ዓመት ምሉእ ክፉት ክኸውን እዩ። እዚ ምስቲ ዝጸንሐ ኣብ ዓመት ኣርባዕተ...
ኢንዱስትራዊት ምምሕዳር ሂልተ ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ሽወደን ትርከብ ኮይና እታ ዝበዝሕ ስደተኛታት ዝሰፈሩላ ሙዃና ተሓቢሩ። ህላዌ ብዝሒ...
* ዘይብሱላት ደቀንስትዮ መደባተን ኣወንዚፈን ኣብ መደባት ካልኦት ሰባት ግዜአን ዘጥፍኣ እየን። ብሱላት ደቀንስትዮ ግና ናይ ገዛእ...
ኣብ መስርሕ ምሕዳን ገበነኝታትን ሕጊ ኣብ ምኽባር ንዝንቀሳቐሱ ሰብመዚ ንምዕንቃፍ ዝንቀሳቐስ ድማ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ማእሰርቲ ክቕጻዕ...