ዜና
እቲ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ናይ ረድኤት ትካል ምዃኑ ዝንገረሉ ቢልን መሊንዳ ጌትስን ፋውንዴሽን መሕረስቲ ሽወደን ኣብ ደቡባዊ...
ሩስያውና ሰርሰርውቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ተመሃሮን መማህርንን ትካላት ዩንቨርሲታት ሽወደን ሓበሬታ ምርሳዮም ተገሊጹ። እዚ ሓበሬታ ምስክር ወረቓቕቲ መማህራንን...
እቲ ብግዚያዊ መለለይ መንነት ቁጽሪ ወይ ኸኣ samordnings nummer ተባሂሉ ዝፍለጥ፣ ኣብ ሽወደን ከም ቀወምቲ ነበርቲ ኮይኖም...
ኮሚተ ቆንስል ኣውሮጳ ምክልኻል ስቓይ ዴንማርክ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዘሎ ኲነታት ጠመተ ብምግባር ከተመሓይሾ ጸዊዑ። እታ ኮሚተ...
ብመሰረት ስምምዕ ጥሪ ፖሊሲ መንግስቲ ኣብ መንጐ መረጽቲ ብዙሕ ተቐባልነት የብሉን ክብል ተሌቪዥን ሽወደን ሓቢሩ። መረጽቲ መራሕቲ...
ኣብ ሴይሎን ኣብ ዝተኻየደ መኽፈቲ ዋዕላ-ምክልኻል፥ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንድ መንግስታ ነታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ዩክሬይን...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብን ናብን ጒዕዞ ዓበይቲ መዓርፎ ነፈርቲ ሽወደን ብቊጽሪ ምጒዳሉ ተገሊጹ። ናይ ውሽጢ ሃገር ቊጽሪ...
ምዉቕ ኲነታት ኣየር ኣብ ወርሒ ጥሪ ክህሉ እዩ። ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን ኣብዚ ግዜ ብ ማኣከላይ ገምጋም...
ሽወደን ነቲ ሃገራት ኣውሮጳ ብጽሒት ስደተኛታት ክማቐላ ዝድንግግ ረቛሒ ኣውሮጳዊ ሕብረት ክትጥንጥኖ ትኽእል እያ ክብል ሬድዮ ኤኮት...