ብመሰረት ሓበሬታ ሰበ ስልጣን ጥዕና ሽወደን ትማሊ ዓርቢ ኣብ ኣስታት 600 ሰባት ኣብ ዝገበርዎ መርመራ ኮሮና ቫይረስ...
ዜና
ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሄት ካብ ተኸታተልቲ ዝመጸ ንኹነታት ወልፊ ብሓፈሻ ወልፊ ቁማርን ዝተፈላለዩ ጸወታን ኣብ ማሕበራዊን...
ኣብ ሰብዓታት ዝርከባን ኣቐዲመን ንቡር ህይወት ክመርሓ ዝጸንሓን ብርክት ዝበላ ሽማግለታት ኣንስቲ ኣባይቲ ኣልባ ኰይነን ኣብ ጎደና...
ኤጀንሲ ኢሚግሬሽን ሽወደን ሓደ ሰብ ካብ ተሃድሶ ጃፍል ብጎማ ተዓፊኑ ከም እተወስደ ገሊጹ’ሎ። እዚ ብሰንበት ከም ዝጠፍአ...
ሽወደን ትሕት ዝበለ ደረጃ ክንክን ጥዕና ሃገራት መኸተ ንኸሳልጣ ዝሕግዝ ናይ 40 ሚልዮን ክሮና ረድኤት ንውድብ ጥዕና...
ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ መንግስቲ ንምምሕዳራት ከተማ ደገፍ ክህብን ሽቕለት ከጉድልን ጸዊዓ። መራሒት እታ ሰልፊ ኢባ ቡሽ ቶር...
ሽወደን ኣብ ህዋ ዝረከብ ኣውሮራ ቦርያሊስ ንምጽናዕ ናይ ምርምር ሚሳይል ናብ ጠፍር ሊኢኻ። ትማል ምሸት ኣብ መደበር...
ብ መስረት ሓበሬታ ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙናት ጀሚሩ ዛሕሊ ብሙሉእ ሓይሉ ተመልሱ ከምዘሎን ይሕበር።...
ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን Folkhälsomyndigheten ብዛዕባ ስግኣታት ጥዕና ቫይረስ ኮሮና ብምግምጋም ኣብ ውሽጢ ሃገር ገለ ዝተለኽፉ ሰባት...
ብመስረት ሓበሬታ በዓል መዚ ስካትቨርከት ዓመታዊ ግብሪ መንግስቲ ነወራርደሉ ካብ ዕለት 1 መጋቢት ዝጅሚር ብሙዃኑ ኩሉ ሰብ...