ኣብዚ እዋን ሽወደን ውሸባ ናይ ጒዕዞ ወይ ናይ በረድ ምንሽርታት እገዳታት ናይ ምግባር ኣጋውል ከም ዘየርኣየት ተገሊጹ።፡...
ዜና
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ንምምካት ባራት ኣብያተ መግቢን እንዳ ሻሂን ናይ ጣውላ ኣገልግሎት ጥራይ እዩ ዝወሃብ ይበሃል ኣሎ።”...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን 13000 ሰብ ካብ ስራሕ ደው ከምዝበሉ ቤት ጽሕፈት ዕዩ ሓቢሩ። ኣብዚ ወርሒ እዚ ጥራይ...
ብምኽንያት ፍርሂ ለበዳ ኮሮና ሓዘንተኛታት ብኦንላይን ኣብ ቀብሪ ዝሳተፉሉን መጸናንዒ ቃላት ናብ ዝለዋወጥሉን ኣገባብ ይመርሕ ምህላዉ ተፈሊጡ።...
ሓለዋ ድብ ፖሊስ ንዝኾነ መኪና ብ ዶም ትስግር ናይ ሙቑጽጻር ስልጣን ተዋሂብዎም። ነዚ ዝገለጸ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት...
መንግስቲ ሽወደን ንሓገዝ ሚኒስትሪ ባህልን ስፖርትን ሽወደን ተባሂሉ 1 ቢልዮን ክሮነር ሂቡ። ካብዚ ተዋሂቡ ዘሎ ገንዘብ እቲ...
ለበዳ ኮሮና ኣብ ክረምቲ ኣብቂዑ ዳግማይ ኣብ ጽድያ ክነትጒ ይኽእል እዩ ክብል ፕሮፌሰር ቪሮሎጂ ፍሬድሪክ ኤል ንጋዜጣ...
ካብ ሎሚ ሰኑይ ኣትሒዙ ተወሳኺ ሆስፒታል ንምህናጽ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም ስራሕ ምጅማሩ ተገሊጹ’ሎ። ዳይረክተር ጥዕና ዞባ ስቶክሆልም...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፋን ሎፍተን ኣብ ዝሃቦ መደረ ኣብዛ ጸባብ እዋን ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ነዚ ለበዳ ኣብ...
1.5 ቶን ጸረ ተሃዋስያን ዝጸዓነት ነፋሪት ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ንምሕጋዝ ካብ ኲባንያ ባክቲጋርድ ናብ ሽወደን ምእታዋ ተገሊጹ።፡...