ንፈለማ እዋን ዝወጹ ኣሃዛት ከም ዘመልክትዎ ኣብ ኣብ ቫስትራ ኣውራጃ ጉታላንድ ለበዳ እቲ ቫይረስ እኳ እንተንቈልቈለ ምብራቓዊ...
ዜና
መንግስቲ ሽወደን ብስንኪ ስእነት መድሃኒት ዝተፈጥረ ቅልዉላዉ ከምዘየለ ንምኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሌና ሃለንግረን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤኮት...
ንጹር ምልክታት ኮሮና ዘየርእዩ ሰራሕተኛታት ክሰርሑ ይሕተቱ ምህላዎም ውሽጣዊ ሰነዳት ሆስፒታል ካቶሎንስካ ብምጥቃስ SVT ሓቢሩ። እዚ ሰነድ...
ኣብ ሽወደን ድራግ ምውሳድ ክልኲል እዩ። ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ነዚ ሕጊ መንግስቲ ብምብዳህ ዳግማይ ክምርምሮ ምጅማሩ ተገሊጹ።...
መንግስቲ ኣብ ዞባታት ዝካየድ ዘሎ መርመራ ኮቪድ-19ን ዝኸዶ ዘሎ ፍጥነትን ዘገምተኛ ብምዃኑ እቲ ፍጥነት ክውስኽ ይግባእ ክትብል...
እቲ ቅድሚ ዝመጽእ ዘሎ ሃገራዊ ምርጫ ሽወደን፣ ኩለን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ሽወደን ዝርዕማሉ ፖሊሲ ኣብ ሕቶ ኢመግረሽን ንኽህሉ...
ሚኒስተር ወጻኢ ጒዳያት ክሳብ ወርሓ ሰነ ሰባት ኣድላዪ ካብ ዘይኮነ ጒዕዞ ክቚጠቡ ኣተሓሳሲባ። ነዚ ዝምልከት ሓድሽ ውሳነ...
ፈላስፋታት ብግብሪ ኣብ ቅድመ ግንባር ምምካት ለበዳ ኮሮና ተሰሊፎም ከይረኣዩና ይኽእሉ እዮም፥ ይዂን’ምበር ዝጻወትዎ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም።...
ሽወደናዊ ኩባንያ ኣልባሳት H&M ን350 ኣባላትን 800 ኣማኸርቱን ከምዘፋነወ ተፈሊጡ። መብዛሕትኦም እቶም ዝተፋነዉ ኣባላት ማእከላይ ቤት ጽሕፈት...
ናይ ፊናንስን መንበሪ ኣባይትን ሚኒስተር፡ ፐር ቡሉንድ፡ ብሰንኪ ለበዳ ዋጋ ገዛውቲ ኪሓስር ከም ዚኽእል ተዛሪቡ። “ከምቲ ኣብ...