ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ብዳግማይ ማዕበል ለበዳ ኮሮና ሃስያ ከይወርድ ሻቕሎት ከምዘሎ...
ዜና
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ቁጠባ ድኻታት ሃገራት ብሰንኪ ኮቪድ 19 ብኸቢድ ከምዝተሃሰየን፣ ህዝብታት እተን...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ኣብ ሽወደን ዘሎዉ ሆስፒታላት ህጹጽ ምኽንያት ንዘይብሎም ብመጥባሕቲ ዝግበር ኣገባብ...
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ጥልቕ ዝበለ ፍልስፍና እንተ ኣቲና፡ ኣብ ፍጥረት ሕማቕ ወይ ጽቡቕ ዚብሃል ነገር ከም ዘየልቦ...
160 ሽሕ ዝኾኑ ነባሮ ሽወደን ነቲ ብ ሉንድ ዩንቨርሲቲ ዝተዳለወ ኣፕሊኬሽን መጸብጸቢ ምልክታት ኮቪድ-19 ካብ ኢንተርነት ዳውንሎድ...
“እዚ ኣብ መንጐ መንግስትን ዞባታትን ምንባብ ዘይምህላዉ ዘመልክት እዩ” ክብል ቀዳማይ ሚኒስተር ሉፊን ሎሚ ምስ ሬድዮ ሽወደን...
ሽወደናዊ ኩባንያ መፍረ ናይ ገዛ ኣቕሑ “ኢክያ”፡ ብሰንኪ ቅልውላው ቫይረስ ኮሮና ተዓጽዮም ዝጸንሑ ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሖም...
ካብ መፋርቕ ሰኔ ጀሚሩ ኩሎም ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃን ዩኒቨርሲታትን ናይ ክረምታዊ ትምህርቲ ንጥፈታቶም ከሰላስሉ ክጅምሩ ምዃኖም ተፈሊጡ።...
ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርታት፡ ኮለጃት፡ ዩኒቨርሲታት፡ ናይ ዓበይቲ ቤት ትምህርታትን ስነ-ኪነትን ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሰኔ ክኸፍታ ምዃነን...
ካብ ሰኑይ ዕለት 1/06/2020 ጀሚራ ሃገረ ኖርወይ፡ ነቶም ብምኽንያት ስራሕ ካብ ሽወደን ትርከበን ዝተፈላላያ ሃገራት ሰሜን ኤውሮፓ...