ጆን ሆፕኪንስ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዘውጽኦ ሪፖርት ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 18 ሚልዮን ሰባት ብክሮና ቫይረስ ከም ዝተለኽፉ ኣፍሊጡ።...
ዜና
ሽወደን ኣብ ትሕቲ ትርር ዝበለ ሕጊ ርችት ሓድሽ ዓመት ንምብዓል ትዳሎ ምህላዋ ተገሊጹ። እዚ ካብ ሰነ 2019...
1. ምድላው ኣልኮምፒስ ትግርኛ ቅርጹን ሽሙን ክቅይር ከም ዝኾነ ተፈሊጡ። 2. ዓሌት ኩሮና ዝኾነ ቫይረስ ኣብ ዓዲ...
ሽወደን ምስ ብሪጣንያ ዝነበራ ናይ ጒዕዞ ርክባት ካብ ዝሓለፈ 48 ሰዓታት ጀሚራ ምቊራጻ ምስ ዴንማርክ ዘዳውባ መስመራት...
ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ትክብ ክልቲአን ሃገራት ብዓይነቱ ናይ መጀመርታ ክበሃል ዝከኣል ናይ መፈራርሂ መልእኽቲ ናብ ሽወደን ምትሕልላፉ...
ዓጥቓዒ ክለብ ኤሲ ሚላን ፖርትጋላዊ ራፋኤል ልዮ ኣብ 6 ካልኢታት ጎል ብምምዝጋቡ ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ሰሪ...
ብመስረት ስርዓት ዑደት ዓለምና ኣብዛ መዓለትን ወርሕን ዑደት መሬትና ካብ ደቡባዊ ክፋል ዓለም ናብ ሰሜናዊ ክፋል ትጋዓዘሉ...
ሓንቲ ካብዞም ጽምዲ ናይ ኤሪክን ክሪስቲን እያ። ንሳቶም መርዓኦም ኣብ ሰነ 2020 ክገብርዎ እኳ ወጢኖም እንተነበሩ ብሰንኪ...
ወዲ 53 ዓመት ዝኾነ ደቡብ ኮርያዊ ዩን ሱንግዩ ብ1988 ጓል 13 ዓመት ድሕሪ ምዕማጽ ቀቲልካ ተባሂሉ ንሕልፈት...
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንያሚን ነታንያሁ ነቲ ኣብ ሃገረ እስራኤል ዝጀመረ ክታበት ናይ ክሮና ቫይረስ ብቀዳምነት ብምኽታብ ኣጀሚርዎ።...