ኣብ ምብራቕ ዩክሬይን ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ጥራይ 3000 ምግሃስ ምቊራጽ ተዂሲ ከም እተዓዘቡ ተዓዘብቲ ውድባት ጸጥታን ምትሕብባርን...
ዜና
ኣብ 2015 ዝተፈረመ ስምምዕ ሚንክስ ደጊም ተቕባልነት ክህልዎ ከም ዘይክእል ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ትማል ቅድሚ ቀትሪ ኣፍሊጡ።...
ቈልዑ ልክዕ ከም ስፖርት ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ እውን ክመሃሩ ከም ዝግብኦም 16 ኣብ ጥዕናን ድሕነትን ቈልዕ ኣሰርሓ ውድባት...
ብስኑይ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ዝወረደ ብርቱዕ ውርጪ ኣብ ጽርግያታት ብምግጋሩን ሸታሕትሖ ብምፍጣሩን ጠንቂ ሓደጋ መካይን ምዃኑ ተገሊጹ። ብምኽንያት...
መንገዲ ኣየራት ሉፍታንዛን ስዊን ካብ ትማል ሰኑይ ኣትሒዘን ናብ ርእሰ ከተማ ዩክሬይን ኪዬቭ ዝገብራኦ በረራ ደው ምባለን...
ሩስያ ነተን ካብ ምብራቕ ዩክሬይን ዝተፈንጨላ ዞባታት ከም ናጻ ሃገራት ኣፍልጦ ከም ዝህበን ብቐጥታ ብተሌቪዥን ኣብ ዝፈነዎ...
ብሰንኪ ኣብ ዩክሬይን ዘሎ ጸጥታዊ ወጥሪ ሽወደን ንገለ ኣባላት ኤምባሲኣ ካብ ኪየቭ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጌራ። “ብሰንኪ...
ሓደ ማሕበር መማህራን ኣብ ዘሕተሞ መጽሔት ቆልዑ ሽወደን ቋንቋ እንግሊዝ የዘውትሩ ምህላዎም ገሊጻ። ካብ ቅድመ ትምህርቲ ኣትሒዙ...
ኣብ እምባታት ሽወደን ኣብ ጸወታ ምንሽርታት በረድ ዝሳተፉ ዘበሉ ኣብዚ ወቕቲ ካብ ዘጋጥም መንደራጋሕ ዘድሊ ጥንቃቐ ክገብሩ...
ኣብ ማእከላይ ሽወደን ክሳብ 30 ሰንቲሚተር ዝኸውን ውርጪ ክወርድ እዩ ዝብል ትጽቢት ምህላዉ ተገሊጹ። ቤት ጽሕፈት ሜትሮሎጂ...