ኣብዚ ሰሙን ኤኖክሰን ንጸጥታዊ ኲነታት ኣውሮጳ ኣመልኪቱ ምስ ብርክት ዝበሉ ኣውሮጳውያን መሻርኽቲ ተዛትይ’ሎ። “ሓባራዊ ስላምን ጸጥታን ከባኢና...
ዜና
ኣብ ሻብዓይ ሰሙን ዋጋ ፍሬሽ ሳልሞን ን ኪሎ 87.60 ክሮና ኖርዌይ ምንባሩን ምስታ ቅድሜኣ ዝነበረት ሰሙን እንክነጻጸር...
ዝሓለፈ ቀዳም ክልተ ናብ ዳዕሽ ንምጽንባር ዝጓዓዙ ዝነበሩ ሰብኡት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ዮተበሪ ላንድቬተር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ...
ትማል ረቡዕ ዩክሬናውያን ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ሩስያ ብምእካብ እት ሃገር ን ተገንጸልቲ ዞባታት ዩክሬይን ኣፍልጦ...
ሩስያ ንክልተ ተገንጸልቲ ምብራቓውያን ዞባታት ዩክሬይን ከም ናጻ ሃገራት ከም እትፈልጠን ኣዊጃ፡ ናብተን ዞባታት ሰራዊታ ድሕር ምውፋራ፡...
ኣብ ዓመተ 2021 ብድምር 572 ሰባት ካብ መንበሪ ገዝኦም ከምዝተሰጎጉን ፣ እዚ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመት...
እቶም ገና ኣንጻር COVID-19 ኽኽተቡ ዘይከኣሉ ሰባት ነቲ ብልምዲ ዝማዕበለ ኖቫክሶ ቪድ ዝበሃል ክትባት ክወሃቦም ከም እተሓበረ...
እቲ ኣብ ዩክረይን እናወሰኸ ዚኸይድ ዘሎ ታህዲድን ሩስያ ዋጋ ነዳዲ እናወሰኸ ይኸይድ ስለዘሎ፣ ኣብዚ እዋን እዚ ዋጋታት...
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ምሉእ ወራር እንድሕሪ ፈጺማ ብሪጣንያ ኣብ ልዕሌኣ እገዳታት ክትጽዕን ተዳልያ ምህላዋ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ...
ኣብ ዙርያ ዓለም ካብ ዘለዉ ዴሞክራስያውያን ሃገራት ውልቀ-መለኽቲ እናበዝሑ ምምጽኦም ድሕሪ 2004 ሕጂ ጸብጻቡ ዝፈነወ በርተልስማን ትራንስፎርሜሽን ኢንዴክስ...