ብሰንኪ’ቲ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ዘስዓቦ ዝቕባበ ኣብ መስከረም ማእከላይ ባንክ ሽወደን (ሪክስባንክ) መጠን ወለድ ክውስኽ...
ዜና
ንዩክሬናውያን ከም ክዳውንቲ ዝበሉ ሓገዝ ብምልኣኽ ክልግሱ ዝደልዩ ሽወደናውያን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ብዘይ ክፍሊት ክስዱ ከም ዝኽእሉ...
ማእከል ድሕነትን ስለያን ዴንማርክ ን ስግኣታት ግብረሽበራ ኣመልኪቱ ኣብ ዝገበሮ ዓመታዊ ትንተና ንመጀመርታ እዋን ኣብ ልዕሊ ሰብመዚ...
ኲባንያ ተለኮም -ኤሪክሰን– ሓፈሻዊ ጉባኤ የካይድ ኣብ ዘለወሉ ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብ ተሓታትነት ከምልጥ ድዩ ዝብል ሕቶ...
ካብ ትማል ሰሉስ ኣትሒዙ ንዴንማርክ ዝኣቱ ሰብ መርመራ ኮቪድ ክገብር ኣለዎ ዝብል ሕጊ ለበዳ ክለዓል ምዃኑ ተገሊጹ። ...
ምስ ፍትዊ እንስሳ ዘቤቶም ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ስደተኛታት ዩክሬይን ምስክር ወረቐት ክትባት ሕማም ዕቡድ ከልቢ እንድሕሪ ዘይብሎም...
ሽወደን ካብ ማዕከን ምሕዋይ ለበዳ ኮሮና ኣውሮጳዊ ሕብረት ምወላ ክግበረላ ዘእተወቶ መመልከቲ ብ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ተቐባልነት ከም...
ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ሎሚ ምሸት ኣብ ፖላንድ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ኣብ ዝገበረቶ ግጥም 2 ብ 0...
ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ቅሉዕ ወራር እኳ እንተፈጸመት ኣብ ሩስያ ናይ ስርዓት ለውጢ ምግባር ዕላማ ኔቶ ከም...
ካብ ሓገዝ ልምዓት ሽወደን ልገሳ ዝግበረለን ዓለምለኸ ውድባት ረድኤት ብምኽንያት ኲናት ዩክሬይን ዝወሃበን ዝነበረ ምወላ ክቋረጽ ይኽእል...