ዜና
ብሰንኪ ሎሚ ንግሆ ዝወደቐ ከቢድ ውርጪ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ናይ ትራፊክ ዕልቕልቕ ክኽሰት፡ ከምኡውን ኣውቶቡሳትንባቡራትን ጒዕዞአን ክስርዛ...
ብዛዕባ ምልዋጥ ክሊማ ዓለምና ተግባራዊ ስጒምቲ እንወስደሉ፡ ዋዒ ዓለምና ናብ ቅድሚ ኢንዱስትርያዊ ደረጃ ማለት 1.5° C ክውሰን እንገብረሉ...
ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ክካይድ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ጥራይ ተሪፍዎ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፡ መራሒት ሊበራላዊ ሰልፊ ንያምኮ ሳቡኒ ብፍቓዳ...
ክሳብ 400 ሚልዮን ክሮና ዝዋግኡ ቅብኣታት፡ ስነ ቅርጻ ከምኡውን ጥንታዊ ኣቕሑ ሩስያ ኣብ ዶብ ፊንላንድን ሩስያን ብ...
ረቡዕ ረቡዕ ብዘይምቊራጽ ኣብ ስቶክሆልም ፊት ኤምባሲ ሩስያ ንኲናት ዝዂንን ሰልፊታት ይካየድ ኣሎ። ካብዞም ኣብ ዝሓለፈ ሳምንትታት ኣንጻር...
ኣብ 2014 ቅድሚ ዝተገብረ ሃገራዊ ምርጫ፡ ማሕበረቚጠባዊ ኲነታተን ኣብ ተኣፋፊ ዘሎ ቦታታት ዝበለጹ መማህራን ክምደቡለን ሰልፊ ማሐራዊ ዴሞክራሲ...
ስትራቴጂታት ሸቶታት ክሊማ ዘማዕብል ሓውሲ ወተሃደራዊ ኮሚተ ሚልዮማልስበረድኒንገን ኣብ ሸመታ ጸዓት ዘተኰረ ግዜያዊ ጸብጻብ ምፍናው ካርቦን ኣቕሪባ’ላ። ሸሞንቲአን...