ዋና ሓላፊ ፖሊስ ኣንደርሽ ቶርንበርግ፡ ብቕድሚ ትማል ሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ቅድሚ ሕጂ ጎነጻዊ ናዕቢታት ተራእዮም እኳ እንተኾኑ፡...
ዜና
ኣብ ብርክት ዝበላ ከተማታት ሸወደን ኣብ ቀዳመ ሰንበት፡ ዋዜማ ፋስጋ ድሕሪ እተባርዐ ጎነጻዊ ናዕቢ ገለ ተቓወምቲ ሰልፊታት ሽወደን...
ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኖርወይ ሀንሪክ ቱን ነቲ ኣብ ሽወደን ዘጋጠመ ጎነጽ ከምኡ’ውን ኣብ መንጎ ኣህዛብ ዓሌታዊን ሃይማኖታዊን ምትፍናን...
ሸውዓተ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ጒጅለ ዕልዋ ምጽናት (Extinction Rebellion) ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ኣካዪዶም። እቶም ሰልፈኛታት ገጾም ጻዕዳ ግዛዕ...
ሩስያ ምብራቓዊ ዞባ ዶምባስ ንምቁጽጻር መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተት መራሒ ዩክረይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ፡፡ ሞስኮ ትማሊ ሰኑይ ከተማታት ብሮኬትን...
ሓገዝ ኣጽዋር ዘምጽኣ መራኽብ ምድንጓየን ሩስያ ኲናት ክትቅጽል ከም ዘለዋ ጌራ ክትትርጒሞ ትኽእል እያ ክብል ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር...
ኣብ ኖርዝ ዚላንድ ዝቕመጥ ሓደ ኣውቲስታ ኣውቶቡስ ብሰንኪ ሕማም ሰዓል ከሀንጥስን ክስዕልን ኣብ መኪናኡ ቊጽጽር ብምጒዳሉ ምስ ሓደ...
ነፍሰ ቕትለት ኣብ ዝፍጽሙ ቆልዑን መንእሰያትን ዝግበር ገምጋም-ሓደጋ እዂል ኮይኑ ከም ዘይተረኽበ ተገሊጹ። እዚ ዝተባህለ ሬድዮ ሽወደን ኣብ...
ዜጋታት ረጒድ በረድ ግድነት ሓደጋ ኣየስዕብን እዩ ኢሎም ከይደናገሩ ቀይሕ መስቀል ኣጠንቂቑ። ኣብ ዝሰፍሐ ክፋል እታ ሃገር...