ጎነጻዊ የማናዊ ጥሩፍነት ከምኡ’ውን ጎነጻዊ እስላማዊነትን ቀንዲ ስግኣታት ግብረሽበራ ሽወደን ምዃኖም ሃገራዊ ማእከል ምግምጋም ስግኣታት ግብረሽበራ ኣብ ዘውጽኦ...
ዜና
ጸብጻብ ህሉው ኲነታት ሃገራዊ ድሕነት ሽወደን ካብቲ ኣቐዲሙ ተሓሲብሉ ዝነበረ ናይ ግዜ ገደብ ብዝቐልጠፈ ንኽውዳእ ከም እትደሊ ሚኒስተር...
ናብ ዩክሬይን ናይ ህጹጽ እዋን ሓገዝ ክልእኩ ዝደልዩ ዜጋታት ኖርወይ ብሓገዝ ፖስትኖርድ ብዘይ ክፍሊት ክሰድዎ ከም ዝኽእሉ ተገሊጹ።...
57% ሸወደናውያን ሃገሮም ኣባል ወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ (NATO) ክትከውን ከም ዝጠልቡ ፖልስተር ደሞስኮፕ ዘዳለዎ ሓደ ጸብጻብ ኣመልኪቱ።...
ኣብ ዝመጽእ ሰንበት ዝጠንተወ ፖርክ ምዝንጋዕ ምዃኑ ዝንገረሉ ግሮና ሉንድ ወቕቲ ቀውዒን ሳመርን ወቕቲ ክፉት ክኸውን እዩ። እዚ...
ኣብ ዩክሬይን ዝግበር ዘሎ ኲናት ነቲ ትማል ሰሉስ ዝቐረበ ባጀት ጽድያ ጽልዋ ከም ዘሕደረሉ ይግለጽ ኣሎ። ንምቕባል ስደተኛታት፡...
ተቓወምቲ ሰልፊታት ነቲ መንግስቲ ትማል ሰሉስ ዘውጽኦ ባጀት ጽድያ ብብዙሕ መልክዓቱ ይነቕፍኦ ምህላወን ይግለጽ ኣሎ። ሰልፊ ሞደራትና ከምኡ’ውን...