ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎዶሚር ዘለንስኪ፡ ነቲ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ናብ ሞስኮ ክበጽሕ ምውሳኑ ኣመልኪቱ ኣብ...
ዜና
ብምኽንይት ኣብ ሩስያ እተጻዕነ እገዳ ጠለብ ኦም ሓርከም ሽወደን ኣዝዩ ምውሳኹን በዚ ድማ ኲባንያታት ሽወደን መኽሰበን ምስሳኑን ይግለጽ...
ኣብ ሽወደን ዝረአ ዘሎ ሕጽረት ኣባይቲ፡ ተኻረይቲ ኣብ ህይወቶም ዝህልዎም ዕድላትን ምርጫታትን ክጎናደብ ይገብር ምህላዉ፡ ማሕበር ተኻረይቲ ገሊጹ።...
ሽወደን ጾታዊ መንነት ግብረሰዶማውያን መንእሰያት (LGBTQI) ንምልዋጥ እትገብሮ ሕክምናዊ ፍወሳ ደው ከተብሎ ካብ ዝበዝሓ ፖለቲካውያን ሰልፊታት እታ ሃገር...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዘንበሮ እገዳታት ክትግበር ብዘይምኽእሉ፡ ውጽኢታዊ ዘይምዃኑ ን ሰራሕተኛታት መዐሸግ መራኽብ ሽወደን ዝውክላ ማሕበራት...
SIAN ከምቲ ውጥኑ ሎሚ ዓርቢ ቅዱስ ቊርኣን እንተቃጺለ’ውን ምእመናን ሸለል ኢሎም ክሓልፍዎ መርበብ ዝርርብ ሙስሊም ኣፍሊጡ። “መንእሰያትና ንኸምዚ ዝበለ...
ሓደሽቲ ስደተኛታት ኣብ ዝቐልጠፈ ስራሕ ንክረኽቡ መንግስቲ ዘውጽኦ ፕሮግራም ምስ ውጥን ምጥያስ ብትሕዝቶ ሓደ እዩ፡ ምንም ሓድሽ ነገር...
ኣብዚ ሰሙን፡ ዓቀብቲ ሕጊ ኣሃዱ ጸረ-ብልሽውና ሽወደን፡ ን ጒዳይ ኲባንያ ተሌኮም ኤሪክሰን ኣመልኪቶም ኣፈናዊ መርመራ ምኽፋቶም ተፈሊጡ። እዚ...