ገበን ብብዝሒ ኣብ ዝፍጸመሎም ከባቢታት ካብ ዝኽሰቱ ናይ ተዂሲ መጥቃዕቲታት እቶም 75% ናብ ክሲ ከም ዘይቀርቡ ብበዓል መዚ...
ዜና
ሕሉፍ የማናዊ ምዃኑ ዝንገረሉ ዴንማርካዊ ፖለቲከኛ ራሙስ ፓሉዳን፡ ኣብ ባሕቲ ግንቦት ኣብ ሽወደን ከተማታት ስቶክሆልምን ኡፕሳላን፡ ንዝመርሖ...
ሩስያ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ሽወደን ምስጓጓ ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ሽወደን ኣን ሊንደ ገሊጻ። ንሳ ትማል ሰሉስ ኣብ ዝለኣኸቶ ናይ...
ኣብ ሳንደፍዮድ፡ ኣብ ቀዳመ ሰንበት ብ ውድብ SIAN ምስ ዝተኻየደ ናዕቢ ብዝተኣሳሰር፡ ዓሰርተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ምእታዎም...
ኣብ ዝበዝሐ ቦታታት ኖርወይ፡ ሃሩርን ጸሓይን ዝመልአን መዓልታት ተወዲአን፡ ሕጂ ብፍላይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝሕል ዝበለ...
ኣብ እንኣትዋ ዘለና ወርሒ ግንቦት፡ ዝያዳ ሕሙማት ኮቪድ ናብ ሆስፒታላት ክመጹ ከም ዝኽእሉ፡ ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ምትንባዩ፡ ኣገልግሎት...
ክሳብ 20 ሚያዝያ ኣብ ዘሎ ግዜ፡ 580 ዩክሬናውያን ቆልዑ ብዘይ ወለዶም ናብ ሽወደን ምእታዎም፡ ኤጀንሲ ስደተኛታት ኣብ ዘውጽኦ...
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ሓንቲ ሰበይቲ ኣብ ኖርበርሪ ቬስትማንላንድ ኣብ ዝርከብ 20 ሜትሮ ዝዕምቈቱ ጒድጓድ ኣትያ ድሕሪ ምርካባ፡ ሓደ ሰብኣይ...
መራሒት ሰልፊ ክርስትያናዊ ዴሞክራሲ ኤባ ቡሽ፡ ፖሊስ ኣብ ልዕሊቶም ኣብ ዋዜማ ፋስጋ ጎነጻዊ ናዕቢ ዘካየዱ ሰልፈኛታት ተዂሲ ክኸፍቱ...