ዜና
“ምስላም ኖርወይ ደው ይበል” ብዝብል ስም ዝጽዋዕ ሕሉፍ የማናዊ ሰልፊ (SIAN)፡ መርመራ ኽግበረሉ፡ ብርክት ዝበሉ ማሕበራዊ ስነፍልጠታውያን፡ ፖለቲከኛታት...
ምስ ወለንተኛታት ኣጸጋዕቲ ዝቕመጡ ገለ ስደተኛታት ዩክሬይን፡ ኣባይቲ ናይ ምርካብ ብድሆ ኣጋጢምዎም ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ እዋን ነዊሕ ናይ...
ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን፡ ክካየድ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ጥራይ ተሪፍዎ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ዝሓለፈ ሰንበት ምሸት ሸሞንቲአን ሰልፊታት ባይቶ ፖለቲካዊ...
ሩስያ፡ ኣብ ዩክሬይን ኣብ እትገብሮ ዘላ ኲናት፡ ኣጽዋራት ኑክሌር ክትጥቀም ብዛዕባ ምዃና ዝኾነ ምልክታት የለን፡ ክብል ኤጀንሲ...
ፖሊስ፡ ነቲ ራሙስ ፕሉዳን ኣብ 29 ሚያዝያ ከካይዶ ዝሓተቶ ፍቓድ ሰልፊ ምኽልካሎም ቅኑዕ ኣይነበረን፡ ክብል ቤት ፍርዲ ምምሕዳራት...
ብሰንኪ ኮቪድ-19፡ ንግዳዊት ርእሰ ከተማ ቻይና ምዃና ዝንገረላ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዕጽዋ ብምህላዋ፡ ኣብ ሽወደን ዝህሉ ቀረብ መድሃኒት...
ኣብ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት፡ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም፡ ክንክን ሕማም ኦቲዝም ዝግበረሎም ቆልዑን መንእሰያትን ቊጽሮም ብዕጽፊ ምውሳኹ፡ ማእከል ለበዳን...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ፡ መንገዲ ኣየር ኖርወይ 1.4 ሚልዮን ዓማዊል ምእንጋዱ፡ እዚ ድማ ምስ ቅድሜኣ ዝነበረ ወርሒ እንክነጻጸር፡...