ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት፡ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኖርወይ፡ ካብቲ ኣብ ታሕሳስ ዝነበረ ብ 0.4 % ብምጒዳል፡ 2.9% ምብጽሑ፥...
ዜና
ኣብ ባይቶ ኖርወይ (ስቶርቲንግ)፡ ኮሚተ ምቊጽጻርን ቅዋምን፡ 16ን 17ን ዝዕድሜኦም ኖርዌጃውያን ኣብ ምርጫ ምምሕዳር ከተማን ቆንስል ካውንቲን ክሳተፉ...
ፕረሲደንት ቆንስል ኣውሮፓዊ ሕብረት ቻርለስ ሚሸል፡ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን ኣብ ስቶክሆልም ብሓባር ኣብ ዘካየድዎ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡...
መንግስቲ ቱርኪ፡ ነቲ ኣባልነት ፊናልንድን ሽወደንን ኣብ ኔቶ ኣመልኪቱ ዘውጽኦ ተቓውሞ ምኽንያት ብምግባር፡ ልኡኻት ሽወደንን ፊንላንድን፡ ሎሚ ምስ...
ቱርኪ፡ ኣባልነት ሽወደን ናብ NATO ንኽትቅበል ኣብ ዝግበር ዘሎ ልዝብ፡ ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ኲርዳውያን ብቐረባ ይከታተልዎ ምህላዎም፡ ሽወደናዊ...
ቱርኪ፡ ሕጂ’ውን ን ሕቶ ኣባልነት ኔቶ ሽወደንን ዴንማርክን ምቅዋም ቀጺላ’ላ ተባሂሉ። እንተኾነ ግና፡ ኣብ ካልኦት ኣባል ሃገራት ዘሎ...
ትማል ሰሉስ፡ ዲፕሎማሰኛታት ወጻኢ ኣብ ስቶክሆልም ናይ ምዝንጋዕ ፕሮግራም ብምድላው፡ ሓድሽ ናይ ከተማ ሸኻ ምትካሎም ተገሊጹ። እዚ ፕሮጀክት፡...
መንግስቲ ቱርኪ፡ “ሽወደን ኣባል NATO ንኽትክውን ከተማልኦ ዝግባእ” ዝበሎም ረቛሒታት፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ምዝርዛሩ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ሓቢራ። ሽወደንን...