ሽወደን፡ ናብ ዩክሬይን ዝያዳ ገንዘብን ኣጽዋርን ክትልእኽ ምዃና፡ መንግስቲ ትማል ሓሙስ ገሊጹ። ሚኒስትሪ ፋይናንስን ምክልኻልን ልዕሊ 500 ሚልዮን...
ዜና
መራሒት ማእከላይ ሰልፊ ኣኔ ሉፍ፡ ድሕነት ህዝቢ፡ ምርግጋጽ ማዕርነት ከምኡ’ውን ምውህሃድ ስደተኛታት ኣተኲሮ ክወሃቦም ከም ዝግባእ፡ ትማል ሓሙስ...
መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ (SAS) ፡ ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት ተወሳኺ ክሳራ ከም ዘጋጠሞ፡ እንተኾነ ግና ጠለብ ገያሾ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ማግዳሌና ኣንደርሾን፡ ነቲ ብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ሩስያ ዝተነብረ እገዳ ነዳዲ ዘይቲ፡ ብሓጎስ ከም እትቕበሎ...
ፖሊስ ሽወደን፡ ነቲ ሕሉፍ ጸረ-እስላማዊ መርገጺ ከም ዘለዎ ዝፍለጥ፡ ድርብ ዜግነት ዴንማርክን ሽወደንን ዘለዎ ራሙስ ፓሉዳን ኣብዚ ሰሙን...
ዳይረክተራት ፊልም ሽወደን፡ ካብ ፈስቲቫል ፊልም ካነ ክልተ ዓበይቲ ሽልማታት ምርካቦም ተገሊጹ። ሩበን ኦስሉንድ፡ በታ “ስሉስ ኲርናዕ ጓሂ’...