ኣብ ኦሽታ ቤት ተኻርዩ ዝቕመጥ ዝነበረ ኣብ ክሊ 30ታት ዝርከብ መንእሰይ፡ ን ኣካራዪቱ ብምዕማጹ ክእሰር ተፈሪዱ። እዚ መንእሰይ...
ዜና
ኣብ ብርክት ዝበሉ ከባቢታት ሸወደን፡ ሕጽረት GPs ከም ዘሎን እዚ ሽግር ኣብ ዝቕጽላ ዓመታት ክጋደድ ከም ዝኽእልን፡...
ዋጋታት ኣባይቲ፡ ብፍላይ ኣብተን ክልተ ዝዓበያ ከተማታት ሸወደን፡ ስቶክሆልምን ዮተበሪን የንቈልቊል ምህላዉ፡ ካብ ኲባንያ ስቨንስክ ማክላርስታቲስቲክ ዝተረኽበ ሓበሬታ...
ብቕድሚ ትማል ረቡዕ፡ ኣብ ዩስነ ሶደሃም ካብ ዝርከብ መንበሪኡ እተሰወረ ወዲ ሰለስተ ዓመት ህጻን፡ ሞይቱ ከም እተረኽበ ፖሊስ...
ዝሓለፈ ሰሉስ ብጠቕላላ 135 ሓደስቲ ዩክሬናውያን ሓተትቲ ዕቚባ ናብ ኖርወይ ምእታዎም ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን 455 ሓደስቲ ዩክሬናውያን...
ቅድሚ ኣብ ጽድያ ዝኣቱ ዘሎ ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን፡ ኣብ ባይቶ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዝርሱን ክትዓት፡ ተቓወምቲ ሰልፊትት ንመሪሕነትን...
መራሒ ሰልፊ ዴሞክራሲ ሽወደን ጂሚ ኦኪሶን ኣብ ዓመታዊ ቅነ ፖለቲካ ክሳተፍ እኳ እንተዘይመረጸ፡ ሬድዮ ሽወደን ምስ ኣፈኛ እቲ...
ክብድ ዝበለ መቚሰልቲ ኲናት ዘጋጠሞም ሓሙሽተ ዩክሬናውያን ወተሃደራት፡ ናብቲ ኣብ ሶልና ስቶክሆልም ዝርከብ ሆስፒታል ዩኒቨርሲቲ ካሮሊንስካ ንሕክምና ከም...