https://www.instagram.com/tv/CfbxA4kDVcK/?utm_source=ig_web_copy_link
ዜና
ፓይለታት መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ሎሚ ክገብርዎ ሓሲቦም ዘለዉ ኣድማ ንምውጋድ ዝተሓስበ ዘተ፡ ክናዋሕ ከም እተገብረ ተገሊጹ። ዝምልከቶም...
ኣብ ሽወደን ዘሎ ኣገባብ ክንክን ሽማግለታት ንምምሕያሽ ኣመልኪቱ፡ ሓድሽ ለበዋታት ናብ ሚኒስተር ጥዕናን ሰብኣዊ ድሕነትን ሌና ሃለንግረን...
ቱርክ፡ ፊንላንድን ሽወደንን ብቕድሚ ትማል ሰሉስ፡ ናይ ምርድዳእ ሰነድ ምኽታመን ተፈሊጡ። ብመሰረት እዚ ምርድዳእ፡ ቱርክ ሃገራት ኖርዲክ...
በዓልመዚ ምክልኻል ዳታ ኖርወይ፡ ን ባይቶ ኖርወይ ዘይቅርዑይ ድሕነት ቴክኖሎጂ ኮምፕዩተር ከም ዝጥቀም ብምሕባር ናይ 2 ሚልዮን...
ትማል ምሸት ሽወደን ምስ ብራዚል ኣብ ሃገራዊ ስታድዬም–ስቶክሆልም– ኣብ ዘካየደቶ ምሕዝነታዊ ግጥም ኲዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ፡ 34,000 ቲኬታት...
ሬድዮ ሽወደን ናይ ሓሶት ኦንላይን ቤተ መድሃኒት ብምፍጣር ኣብ ዝገበረቶ ፈተነ፡ እዚ ገዚፍ ትካል ማሕበራዊ ሚድያ ተኣፋፊ...
ዕሸላት ቆልዑ ካብ ሰለስተ ወርሖም ኣትሒዞም ጠስሚ ፉል፡ ጸባን እንቋቚሖን ከም ዝወስዱ ምግባር፡ ካብ ቊጠዐ ኣካላት (ኣለርጂ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን፡ እታ ሃገር እትኸዶ ዘላ መስርሕ ምጽንባር ኔቶ ኣመልኪታ ምስ ፕረሲደንታት ፊንላንድን ቱርኪን ንመጀመርታ እዋን...