ምስ ወርሒ ግንቦት ዝነበረ ዕቤት እንክነጻጸር ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ሓፈሻዊ ሃገራዊ እቶት ሽወደን ብ 0.6% ምዕባዩ...
ዜና
ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ሽወደናውያን፡ ንናይ 2022 ሓፈሻዊ ምርጫ፡ ድምጾም ካብ ሎሚ ኣትሒዞም ምሃብ ክጅምሩ ምዃኖም ተገሊጹ። ኣብ...
ኣስታት 20,000 ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ሉፍታንሳ፡ ንእማመ ደሞዝ እቲ ኲባንያ ብምቅዋም፡ ንልዕሊ ሓደ መዓልቲ ዝጸንሕ ኣድማ ምጅማሮም...
ዋጋታት ዝብልዑ ኣትክልቲን ዘርኢ እዞም ኣትክልቲን ኣብ 2022 ኣዝዮም ምውሳኾም ካብ ማእከላት ጀራዲን ዝወጹ ጸብጻባት ኣመልኪቶም። በዚ...
ኣብ ቨስትላንድ፡ ኣብ ልዕሊ ወዲ 13 ዓመት ተመሃራይ ህጻን ዓሌታዊ ጸርፊ ዘዘውተረ ሰብኣይ፡ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ነሓሰ...
ብቕድሚ ትማል ሰሉስ፡ ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ ሽወደን ኣብ ዩሮ 2022 ምስ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ዝገበረቶ ግጥም...
ኣብ ኤጀንሲ ስደተኛታት ሽወደን፡ መስርሕ ምውዳእ ስራሕ ፍቓድ እናተደናጎየ ክመጽእ ምጽንሑ ተገሊጹ። እዚ ለውጢ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን...