ኖርወጅያን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓምለ 2.2 ሚልዮን ገያሾ ምምዝጋባ፡ እዚ ድማ ድሕሪ ለበዳ እቲ ዝበዝሐ ኣሃዝ ምዃኑ...
ዜና
ኣብ ሽወደን ሕጽረት ተርጐምቲ ኣብያተ ፍርዲ ኣሎ ተባሂሉ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝነበረ ሕጽረት ሰብሞያ ተርጉምቲ ኣብ ኦስተርሱንድ...
ኣብ ቦሁስ ካውንቲ ዝርከባ ሽዱሽተ ምምሕዳራት ከተማ፡ ምስ ኖርወይ ዘራኽበን ፈጣን ባቡር ንምህናጽ ዘኽእለን ገንዘብ ንምውህላል ማሕበራት...
ኣብ ኦስሎ ክልተ ዝኽፍሉ ገዛ ምክራይ፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ከቢሩ ምህላዉ Husleie.no ዘካይዶ ሓደ ዳህሳስ ኣመልኪቱ።...
ሽወደን ኣብ ቅድመ ዘመናዊ መዋእል ኣሽሓት መራኽብ ዝነበራኣ ዓዲ መርከበኛታት እኳ እንተነበረት፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን 70% ካብዘን...
ኣብ 11 መስከረም ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ብፍጥነት ይቐርበሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ኣብ ስግር ባሕሪ ዝርከቡ ዕድሜኦም...