ሰለስተ ቻይናውያን ጠፈርተኛታት: ኣብታ ሃገር ዝነውሐ ዝተባህለሉ ናይ ጠፈር ምብጻሕ ድሕሪ ምፍጻም: ናብ ምድሪ ተመሊሶም ኣለዉ። እዞም...
ውህደት
ብምድፋር ደቀንስትዮ ዝጥርጠር ወዲ 30 ዓመት መንእሰይ: ኣብ ደቡባዊት ክልል ተላንጋና ኣብ ዝርከብ ኣረጊት መገዲ ባቡር: ሞይቱ...
ፕረዚደንት ኣልጀርያ ነበር: ዓብደልዓዚዝ ቡጠፍሊቃ: ንንውሕ ዝበለ ግዜ ሓሚሙ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ መበል 84 ዓመቱ ሎሚ ቀዳም...
መጠን ሙቐት ንምጒዳል ብተደጋጋሚ ቃል እኳ እንተተኣትወ: እቲ ሓቂ ግና ዓለምና ናብ ኣዝዩ ሓደገኛ መጠን ሙቐት ትኣቱ...
ብዝሒ ቁጽሪ ናይቶም ልዕሊ 100 ዓመት ዝዕድሚኦም ጃፓናውያን 86,510 ከምዝበጽሐ ጃፓን ቱደይ ዝተባህለ ጋዜጣ ኣብ ዘቕረቦ ጸብጻብ...
ልመና ባዕሉ ነብሱ ዝኸኣለ ስነ-ቁጠባ ኢዩ። ብቐረብን ጠለብን ከኣ’ዩ ዚምራሕ። ወሃብቲ ኪበዝሑ ከለዉ፡ ለመንቲ ይበዝሑ። ወሃብቲ ኪቝጥቡ...
ኣስታት 3000 ዝኾኑ ጸረ ኮሮና ቫይረስ ዘይተኸትቡ ሰራሕተኛታት ኣገልግሎት ጥዕና፤ ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ካብ ስራሕ ደው ከምዝብሉ...
ብሕማም ምኽንያት ካብ ስራሕ ንዘቋርጹ ሰባት፤ ዝሓሸ ቁጠባዊ ደገፍ ንኽረኽቡ ዘኽእል መንግስታዊ እማመ ኣብቲ ናይ ዓመተ 2022...
ዘይተኸትቡ ሰባት፡ ከምቲ ልሙድ፡ ርሕቀቶም ሓልዮም ክንቀሳቐሱ ከምዝግባእን ካብ ብዝሒ ህዝቢ ዝእከብሉ ቦታታት ክርሕቁ ከምዝግባእን በዓል መዚ...