ተዓዋቲት ሽልማት ኖቤል፡ ማላላ ዩሱፍዛይ፡ ምስ መጻምዳ ብእስላማዊ ስርዓተ መውስቦ ኣብ በርሞንግሃም ቃል ኪዳን ምእሳራ ተፈሊጡ። ጓል...
ውህደት
ኣብ ፓሪስ፡ ንሚርዬል ኖል፡ ዝተባህለት ሽማግለ ሰበይቲ ዝቐተለ ሰብኣይ፡ ንሕልፈት ተፈሪዱ። ወዲ 32 ዓመት፡ ያሲን ሚሑብ፡ ኣብ...
ኣብ 17/18 ክፍለዘመን ኣብ ምዕራብ ኤውሮጳ: መለኮታዊ መሰል ነገስታት (Divine right theory) ዚብል ኣብ ሃይማኖት እተመርኮሰ ሓሳብ...
ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝጅምር፡ ሃገረ ጀርመን፡ ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ዕለት 5 ጥቅምቲ፡ ኣብ ሓደ መዓልቲ ካብ ዘጋጠሙ ብዝሒ...
ኣብ ክሊ ዕድመ 5 ክሳብ 11 ዓመት ዝርከቡ ኣስታት 1 ሚልዮን ዝኾኑ ኣሜሪካውያን፡ ጸረ ሕማም ኮቪድ-19፡ ቀዳማይ...
ልዕሊ 65 ዓመት ዝዕድሚኦም ሽማግለታት፡ ሳልሳይ እብረ ክታበት፡ ድሕሪ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ናይታ ካልኣይቲ እብረ ክታበት ክወሃቦም ከምዝኽእል...
እንድሕሪ ኣብ ልዕሊኣ ተጻዒኑ ዘሎ እገዳ ተላዒሉ: ኢራን: ንስምምዕ ፓሪስ ክትክትም ድልውቲ ከም ዘላ ሓደ ላዕለዋይ መራሒ...
ኣመሪካ: ሽግር ኢትዮጵያ: ብዲፕሎማሲ ክፍታሕ ተስፋ ከም እትገብር ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ: ኣንቶኒ ብሊንከን: ገሊጹ። ንሱ ምስ ፍሉይ...
ብዙሕ ሰብ ዘይተጸበዮ ስምምዕ ክሊማ ኣመሪካን ቻይናን ምስናይ ኣሕዲርዎ ዘሎ ጠርጠራ ብሓጎስ ከም ዝቕበልዎ ተሳተፍቲ ዋዕላ COP26...
ኤውሮጳዊ ኮሚሽን፡ ካብቲ ጌና ብኤውሮጳዊ ተቖጻጻሪ መድሃኒት ተቐባልነት ዘይረኸበ፡ ፍርያት ፈረንሳዊ ኩባንያ ቫልነቫ ዝኾነ ክታበት፡ ናይ 60...