ውህደት
መንነት ናይቶም ብዕለት 24 ሕዳር ዘጋጠመ ሓደጋ መትረብ እንግሊዝ ዝሞቱ 27 ስደተኛታት፡ ከምዝተፈልጠ፡ ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ኣኽባሪ...
ናይ ኦሚክሮናዊ ጅር ቫይረስ ምስፍሕፋሕ ንምቕናስ ብዝብል፡ መንግስቲ ፈረንሳ ካብን ናብን ዓባይ ብሪጣንያ ንዝግበሩ ኩሎም ዓይነታት ዘየድልዩ...
ኤውሮጳዊ በዓል መዚ መድሃኒት (CHMP) ንኽልተ ሓደሽቲ መድሃኒታት ናይ ኮቪድ ኣብ ስራሕ ንኽውዕሉ ፍቓድ ሂቡ ክብል ማዕከን...
ድሕሪ መፋርቕ 1960’ታት፡ ተሳትፎ መጠን ደቂ ኣንስትዮ፡ ኣብ ናይ ሽወደን ናይ ስራሕ ዕዳጋ ብቕልጡፍ እንዳወሰኸ ዝመጸ ኾይኑ፡...
መንግስቲ ኣሜሪካ፡ ንሸሞንተ ተወሰኽቲ ኩባንያታት ቻይና፡ ኣብ ዝርዝር ኣስማት ጸሊም መዝገብ ንምስፋር ተዳልዩ ከምዘሎ ጋዜጣ ፋይናንሽያል ታይምስን...
ብመሰረት መግለጺ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ሃገረ ቻይና፡ ኣብ ዝመጽእ ዓመት፡ ኣብ ልዕሊ 1000 ዝኾኑ ናይ ንግዲ ኣቑሑት እንተላይ...
ክሳብ ሕጂ ኣብ ሽወደን፡ ቁጽሪ ናይቶም ክልተ እብረ ክታበት ዝወሰዱ ልዕሊ 12 ዓመት ዝኾኑ ሰባት፡ 7,313,144 በጺሑ...
ኣብ ወርሒ ሕዳር፡ መጠን ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ኣስታት 414 ሽሕ ከምዝበጸሐን እዚ ድማ፡ 7.5% ከምዝሽፍን ጸብጻባት...