ኣብ ከተማ ሞታላ ነባሪት ዝኾነት ኤርትራዊት ብዓልቲ ቤቱ ዝቀተለ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተወ ፖሊስ ስዊድን ካብ...
ውህደት
ሕማም ዓባይ ሰዓል ዝኽሰተሉ ወቕቲ ገና ሒደት ሳምንታት ተሪፍዎ እኳ እንተሎ ዝተፈላለየ መልክዓት እቲ ቫይረስ ዝከላኸል ክትባት...
ካብ ጽድያ 2016 ኣትሒዙ ኩለን ምምሕዳራት ከተማ ኣብ ሽወደን ናይ ዑቕባ መሰል ንዝረኸቡ ሰባት ብሓባር ሓላፍነት ክውስዳ...
ኣብ ሽወደን ዘይስሩዕ ኣመጋግባ ቆልዑ ብናህሪ ይዓቢ ምህላዉ ተገሊጹ። በዚ ኩነት ዘይስሩዕ ኣመጋግባ ኣብ ክንክን ሕክምና ዝርከቡ...
ካብቲ ህዳጣን(ውሑዳን) ጉጅለ ዝኾኑ ሰባት ብዛዕባ’ቶም ኣብ ሽወደን ዝቕመጡ ካልኦት ህዝቢ ዊገርን ውድቡን ሓበሬታ ክእክቡ ጸቕጢ ክግበረሎም...
በዓል መዚ መጒዓዝያ ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ስታቲስቲክ፡ ኣብ መርመራ ክልሰ-ሓሳባዊ ትምህርቲ (ናይ ቃል) ምዝዋር መኪና ናይ ዝተርፉ...
https://www.youtube.com/watch?v=4BnV8MQRyaQ&t=200s
ሎሚ መበል 20 ዓመት ዝኽሪ ናይቲ ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ሽወደን ካብ ዘጋጠሙ፡ እቲ ዝኸፍአ ቀዛፊ ባርዕ ሓዊ...
ኣብ ሳውዝ ኣይላንድ ዝተባህለ ከባቢ ናይ ኒውዝላንድ ድሕሪ ዘጋጠመ ውሕጅን ዕልቕልቕን፡ ሓደ ሰብ ናይ ጎረቤቱ ኣባጊዕ ከብኪቡ...