እዚ መልእኽቲ ዝመጸ ብውሳነ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ ምምሕዳር እዩ።”ኣነ ብርግጽ ኣዝየ ሕጉስ እየ። ኣብ መላእ ሽወደን እዚ...
ውህደት
ኮሚተ ዕዮ ሽቅለት ዝሓለፈ ሰሙን ንውጥን ባጀት ለዘብተኛን ክርስትያናዊን ሰልፊታት ዝድግፍ ድምጺ ምሃባ ተረጋጊጹ። እዚ ህጹጽ ፍታሕ...
ኣብ ዓመታት 2018 ክሳብ 2021 ብሰንኪ ምዕቋር ባጀት ኤምን ኬዲን ወጻኢታት ቦርድ ስደተኛታት ብሓደ ቢልዮን ክሮነር ክውስኽ...
“ኣብ ዝቕጽል ዓመት ሪጋ፥ ንመስርሕ ዝወስድ ግዜን ተመዝገብትን ብናህሪ ክውስኽ እዩ ” ክብል ናብ ኩሎም ኣባላት ኮሚተ...
እዚ ባጀት ብኸመይ ሂወት ሰባት ክጸሉ እዩ? እንታይ ትሕዝቶን ዝርዝራትን ከ ኣለዎ? ሓደ ካብቶም ኣገደስቲ ባእታታት እዚ...
ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን ብዛዕባ ጥርናፈ ስድራ ቤትዝምልከት ጽባሕ ዕለት 15 ታሕሳስ 2018 ኣብ ከተማ ኡሩብሩ ካብ ሰዓት...
ሓው ሳልሕ ኣል-ሓዳሪ ዝኾነ ኣሕመድ ረቡዕ ንግሆ ድሕሪ ዘጋጠመ ቅትለት ሓዉ፥ መራኸቢ ብዙሃን ብዛዕባቲ ጒዳይ ዝሃብኦ ሸፈነን...
ብመሰረት ጸብጻባት ፖሊስ ቊጽሪ ኣብ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ናይ እተዋፈሩ ኮተቴ ኣብ ቀረባ ዓመታት ብናህሪ ምውሳኽ ኣርእዩ’ሎ።...
ኣስማት ዕሉላት ገበነኛታት ወይ ጥርጡራት ንህዝቢ ቃልዕ ምግባር ኣብ ጋዜጣታት ሽወደን ሳሕቲ ዝርአ ልምዲ እዩ ። ካብዚ...
ፖሊስ ሽወደን ብፍሉይ ተልእኾ ጸረ-ግብረሽበራ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ምዕራባዊ ሽወደን መጠነ-ሰፊሕ ዘመተ ከም ዘካየደ ብረቡዕ ኣፍሊጡ። ክሳብ...