ኣብዚ ሓድሽ መንግስቲ ቅድሚ ሕጂ ዘይነበረ ገጽ ሚኒስትሪ ባህሊ እተሸመትን ካብ ሓምላይ ሰልፊ (miljö partiet) ዝመጸትን Amanda...
ውህደት
ብመሰረት ኣሃዛት ንዋይ ማሕበራዊ ድሕነት ሕቶ ዕረፍቲ ስራሕ ደቀንስትዮ 70.7 ሚእታዊት ናይ ደቂተባዕትዮ ድማ 29.3 ሚእታዊት ምንባሩ...
ኣብ ሽወደን ክነብሩ ዘይተፈቕደሎም ሓተትቲ ዕቚባ እቲ ምብራር መታን ክትግበር ምትሕብባር ከርእዩ ይግባእ ተባሂሉ። ቤተሰብ ፋሕ እንተበለትን...
በዓል መዚ ኢመግረሽን ሽወደን ስድራ ቤት ዓድል ሻት ኣብ ጒዳይ ምብራሮም ምስቲ በዓልመዚ ክተሓጋገዙ እዮም ኢሉ ስለዘይሓስብ...
ምጥርናፍ ስድራቤት ናይ ሰብኣዊ መሰል ረቓሒ እዩ ተባሂሉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን Stefan Löfven ምስ ተሌቪዥን Aktuellt ኣብ...
ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ምስ ዛሕሊ ዝተኣሳሰረ ምድልሃጽ ተሽከርከርቲ ክህሉ ከም ዝኽእል’ውን ተገሚቱ’ሎ። ትካል ሜትሮሎጂ ዴንማርክ ዲኤም ኣይ...
ኣልፍሬድ ኖርዝ ዋይትሄድ ዝተባህለ ሊቕ “ፍልስፍና ትጅምር ብምግራም እያ” ይብል፡፡ ከም ኣባህላኡ እንተኾይኑ እዚ ምግራም ብዓይኒ ፍልስፍና...
ተቓወምቲ ሰልፊታት ኣብ ዝቕጽላ ኣዋርሕ ነቲ ብልፍንቲ ሶሻል ዲሞክራትስ ሓምላይ (ሚልዮ) ሰልፊታትን ዝቘመ መንግስቲ ብነቐፌታ ኮፍ ምባል...
ዓሰርተክልተ ሚእታዊት ወይ ብሓርፋፍ ግምት 100 ሽሕ ዝኾና ባቡራት ልዕሊ ሓሙሽተ ደቓይቕ ደንጒየን ወይ ጒዕዞአን ሰሪዘን ምንባረን...