ሰብመዚ ጀርመን ኣብ ክሊ ማእከላይ ባሕሪ ኢላን ኩርዲ ዝብል ስም ሶርያዊ ህጻን ኣብ መድሕን መርከቦም ይዝርግሑ። እዛ...
ውህደት
ሰነ-ምግባር ንሰብ ብውልቁ ዝምልከቶ ኣርእሰቲ እንተኾይኑ ክንዲ ብዝሕና ዝኸውን ናይ ሰነምግባር መዐቀኒታት ይህሉ ማለት ድዩ? እቲ መልሲ...
ሬድዮ ሽወደን ኣብ ትሕቲ ርሱን ሃዋሁ ካልኣይ ኲናት ዓለም እያ ብ 1939 ድምጺ ኣመሪካ ዝተባህለ መደባ ክትፍኑ...
ኣብ ዓመተ 2018 ኣብ ስዊድን ዑቕባ ካብ ዝሓተቱ ኤርትራውያን 91% መንበሪ ፍቃድ ክወሃቦም ከሎ ኢትዮጵያውያን ድማ 37%...
ሰንበት መዓልቲ ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ከባቢ vårberg, ሓደ ሰብ ብባርዕ ምሟቱ ከም እተፈልጠ ተገሊጹ። ፖሊስ ብዛዕባዚ ዘጋጠመ...
በዓል መዚ ላዕለዋይ ትምህርቲ ሽወደን ኣብ መርመራ ትምህርታዊ ብቕዓት ምትላል ፈጺምኩም ኢኹም ብዝብል ናይ 22 ሰባት ምስክር...
ኣብ ስቶክሆልም ፖሊስ ንሓደ ስሕለት ሒዙ ኣብ ኮሌጅ södertorn ሰባት ዘፈራርህ ሰብን ካልእ ጥርጡርን ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር...
ተጻዋርነት ከም ኣምር ክግለጽ እንከሎ ንባህላዊ ብዙሕነት፣ ክዉንነት ከባቢኻን ዓለምን ባህርያት ደቂ ሰብን ምቕባልን ምኽባርን ማለት’ዩ። ዝኾነ...
ኣርእስተ ዜናታት 1. ሩስያ መጠነ-ሰፊሕ ልምምድ ስርሒት ኲናት ተካይድ። 2 ፖሊስ ሽወደን ንዝተነቐፈሉ ቁጽጽር ዶባት ከማሓይሽ እየ...
6 የካቲት ሃገራዊ መዓልቲ ሳሚ ተባዒሉ ውዒሉ።። በዚ ዕለት እቶም ብሸነኽ ሰሜን ካብ ኖርዌይ ክሳብ ሩስያ ተዘርጊሖም...