ቀሊል ኣገባብ ህይወት ምኽታል ክትዕወት እንተደሊኻ ብቐሊል ኣገባብ ውጽኢት ናይ ምርካብ ክእለት ከተማዕብል ኣለካ። ኣብ ሓደ ውሁብ...
ውህደት
ፖሊስ ሽወደን ክሃድም ንዝፈተነ ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ብጥይት ኣቚሲሎም ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር ምውዓሎም ተገሊጹ። እዚ ኣጋጣሚ...
ህዩማን ፓፒሎቫ ቫይረስ HPV ምስቲ ሕማም ዘለዎ ሰብ ብዝግበር ኣካላዊ ምትንኻፍ ዝሓለፍ ሕማም ኮይኑ እንድሕሪ ዘይተሓኪሙ ናብ...
ኣብዚ ስሉም መቓብር ብዘይካ”ዘን ኣናጹ ካልእ ብዙሕ ታሪኻዊ ኣገዳስነት ዘለዎ ናውቲን ዝነቐጹ እንስሳታትን ተረኺቡ ምህላዉ ቢቢሲ ሓቢሩ’ሎ።...
ብዛዕባ ናይ ሓሶት ጻውዒታትን ናይ ጽሑፍ መልእኽቲታት እተዋህበ መጠንቀቕታ! እዚ ብዛዕባ መታለልቲ ንዓማዊልና እንህቦ መጠንቀቕታ ኮይኑ መታለልቲ...
ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ካብ ስቶክሆልም ናብ ካል ኦት ከተማታት ክግዕዙ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ። መንግስቲ ሽወደን ዝተፈላለዩ ኣብያተ...
እቲ ነዚ ዘስካሕክሕ ማሕረዲ ክውዳእ ንዝገበረ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝመርሐ ፖል ካጋመ ንዝኽሪ እቲ መዓልቲ ችቦ ወሊዑ። ሩዋንዳውያን...
ኣብ ከባቢ 1930ታት እቲ ኣብ ኣስመራ ዚሽየጥ ዝነበረ ናይ ሚነራል ማይ ወይ ኣኳ ሚነራለ ኣብቲ ጥርሙዝ ብቛንቋ...
እስራኤላውያን ሰሉስ ናብ ምርጫ ኣብ ዝወጹሉ ግዜ ናተንያሁን ደገፍዩቱ የማናውያን ሰልፊታትን ምዕራባዊ ገማግም ክንወርር ኢና ዝብል መብጽዓ...
ኣሽሓት ትቓወምቲ ሰልፈኛታት ሱዳን ኣብ ወርሓ ታሕሳስ ካብ ዝጅምሩ ንደሓር ኣብ ታሪኽ ዘመነ ኣልበሽር እቲ ዝዓበየ ዝበሃል...