ኣብ ሽወደን ንኣድልዎ(ኣፈላላይ) ምክልኻል፡ ሰብኣዊ ግዴታ ወይ ሓላፍነት እዩ። ኣድልዎ ወይ ኣፈላላይ፡ ማለት ገለ ሰባት ወይ ጒጅለታት፡...
ውህደት
ኣህጉራዊ መዓልቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምድጋፍ ግዳያት ኣካላዊ ስቅያት ዓመታዊ ወትሩ 26 ሰነ ዝኽበር ኮይኑ፡ ኣንጻር ገበን...
ማይ ምስታይ ንኣካላትና ኣገዳሲ ኢዩ። ስለዚ ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ ካብ 1.5 ክሳብ 2 ሊትሮ ዝኸውን...
ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ነዊሕ ሰዓታት ምስራሕ ንወቕዒ ናይ ምቅላዕ ተኽእሎታት ከም ዘዛይድ ኣብ ፈረንሳ ኣተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ...
ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ዮተበሪ ብዘጋጠመ ምፍንጃር ክልተ ገዛውቲ ጒድኣት ከም ዝበጽሐን ፖሊስ ገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ እዚ...
ሓድሽ ፕረዚደንት ባንክ ሽወደን ባንኩ ካብ ኩሉ ጠርጠራታት ምጥፍፋእ ሓራ ክትከውን ከም ዝግባኣ ኣብ ኣኼባ ቦርድ ኣፍሊጡ።...
ዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም’ውን እቲ ካልኣይ ኣብዚ ተርታ እተመደበ ትካል ኮይኑ’ሎ። ኣብ ተርታ 1000 ዩኒቨርሲታት ከኣ 8 ዩኒቨራሲታት ኣትየን...
ኣብ ሻንጣታት ፕላስቲክ ወሰኽ ቀረጽ ይግበር። ኣብ ዓመተ 2020 ሓድሽ ወሰኽ ሻንጣታት ፕላስቲክ ክግበር ምዃኑ መደበር ዜና...
ውሳነ ፍርዲ መስራቲ መርበብ ሓበሬታ ” ስታንድ ፎር ሽወደን” ተናዊሑ። እዚ መርበብ ሓበሬታ ዓሌታዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ጽሑፋን...
ምምሕዳር ሶልቨስቦርይ (Sölvesborg) ኣብ ሽውደን ልመና ዝኸልከለት ሳልሰይቲ ከተማ ተባሂላ። ከተማ Sölvesborg ካብ ባሕቲ ሓምለ ዝጅምር እገዳ...