እዚ መረረ ዝቐረበ ምምሕዳር ከተማ ሁርቢ ተመሃሮ ወጻኢ ናይ ቋንቋ መርመራ ክገብሪ ዘገድድ ሕጊ ድሕሪ ምውጽኡ እዩ።...
ውህደት
ስነ-ምግባር ስፍሕ ዝበለ መግለጺ ክወሃቦ ይኽእል’ዩ። ኣብ ምምህርና እንተመጺእና ግን ዕግበትን ድሌታትን ተመሃሮ በቲ ርትዓዊ ቀዳምነት ክወሃቦ...
ድቃስ፡ ሰላምን ህድኣትን ዘለዎ ንጥፈት እዩ። ዝበዛሕና ሰባት ሰዓታት ድቃስና ኣኺሉ ናብ መደቀሲ ዓራትና ምስ ደየብና፡ ማዕጾ...
ቍጠባ እታ ቍጠባ (ኤኮኖሚ) ትብል ቃል ካብ ናይ ግሪኽ ኦይኮኖሞስ ዝብል ቃል እያ መጺኣ። ኦይኮኖሞስ ምቝጣብ ማለት...
ኣብ ጉዕዞ ህይወትና ምስ ኣዕሩኽትና ኮነ ምስ ኣባላት ስድራቤትና ከም መረዳድኢ እንጥቀመሉ ቋንቋ ብኣፍና እነውጽኦ ቃል ጥራይ...
ትካል መድሃኒት ሽወደን መከላኸሊ ጸሓይ ተባሂሉ ዝፈሪ ቅብኣታትን ክሬማትን ምስ ሕጊታት መድሃኒት ሽወደን ኣይከይድን ኣሎ ክብል ወቒሱ።...
ኦሞሬድዮ ሕበጥ ኣብ ልፋጫዊ መንደቕ ናይ ውሽጣዊ ክፋል መዓንጣ ኾይኑ ፡ልክዕ ኣብ ቅድሚ መውጽኢ ቀልቀል ወይ ማሃንቱስ...
ኣብ ሆስፒታል ኣፕሳላ ዝሰርሕ ዝነበረ ዶክተር ኣብ ስርሑ ብዝገበሮ ጉድለት ተቐጺዑ። እዚ ዶክተር ን 50 ሕሙማት ናይ...
ምጽጋን መስመር ማይ ኣፕሳላ። ምምሕዳር ከተማ ኣፕሳላ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ሰፊሕ ምጽጋን መስመር ማይ እታ ከተማ ምጅማሮም...
ስራሕ ምርካብ፡ ብዙሕ ግዜ ክወስድ ይኽእል። ስራሕ ከተመልክቱ እንከለኹም፡ ወሃቢ-ስራሕ ዝጠልቦም ወረቓቕቲ ምስቲ ምልክታኹም ኣሰኒኹም ክትሰድዎ ኣለኩም።...