እዋኑ መስከረም 1888 ነይሩ። ሓይሊ ባሕሪ እንግሊዝ ኣብ ኣደን ዓሪዱ፡ ኣንጻር ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ንግዲ...
ውህደት
ኣብ ሰለስተ ሃገራት ማለት፡ ኣብ ናይጀርያ ህንድን ሲንጋፖርን ኣብ መንጎ ድኻን ሃብታምን ዘሎ ፍልልያት ኣዝዩ እናገፍሐ ይኸይድ...
ጸወታ ምጽዋት ክንብል ከለና ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝሓቑፍ ኮይኑ ዕላምኡ ድማ ምዝንጋዕ ንምፍጣር እዩ። ጸወታ ምስ ህጻናት ምጽዋት...
እንሓንሳእ ጸጕርና ልዕሊ ካልኦት ክፋላት ኣካላትና ብዛዕባ ጥዕናና ከም ዝዛረብ ንፈልጥዶ? እስከ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ንርኣዮም’ሞ፡ ነቲ...
ምስቋር ኣፍንጫ ብደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ዓለምና ይፍጸም’ዩ። ኣፍሪቃውያን፡ ኣዕራብ፡ ደቡብ ኣመሪካውያንን ቀያሕቲ ህንዳዊያንን፡ ካብ ነዊሕ ኣትሒዞም...
ጋስትራይት ወይ ሕማም ከስዐ እንታይ ማለት እዩ? ጋስትራይት ማለት ነድሪ ኣብ ቀጸላ ከስዐ ብውሽጢ ክጋጥም እንኮሎ ዘጋጥም...
ብዙሓት ደቂ ኣንትዮ ቆርበት ገጸን ንምጽዕዳው ዝሕግዙ ክሬማት [ቅብኣታት] ይጥቀማ። እቶም ክሬማት ሕጋውያንን ዘተኣማምኑን እንተዘይኮይኖም ግን ኣብ...
ኣብ ደቡብ ኬንያ ዝነብሩ ኣህዛብ ወዲ ዝተገላገለት ነፍሰ-ጾር ንኣርባዕተ መዓልቲ፡ ጓል ዝተገላገለት ድማ ሰለስተ መዓልቲ ንበይና ኣብ...
ጽቡቕ ርክብ ሓደ ሓፈሻዊ ትርጉም ወይ መግለጺ የብሉን። ንስኻን መጻምድቲኻን ንኽልቴኹም ጽቡቕዝኾነ ርክብ እንታይ ከምዝኾነ ባዕልኹም ክትውስኑ...