ማዕርነት ክብሃል እንከሎ፡ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኣብ ኣገደስቲ መዳያት ህይወት፡ ማዕረ መሰላት፡ ግቡኣትን ዕድላትን ኣሎዎም ማለት እዩ።...
ውህደት
ጸቕጢ ንብዙሓት ሰባት፡ ጸቕጢ ይስምዖም። ጸቕጢ፡ ግድን ሓደገኛ‘ዩ ማለት ኣይኮነን። ጸቕጢ፡ ጽንኩር ኩነታት ንኽትጻወር ሓይሊ ይህብ። ዓቐን...
ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ሽወደን፡ ኣስታት 10 ሚልዮን ነበርቲ ኣሎዉዋ። ኣስታት 3.5 ሚልዮን ካብ’ዚኣቶም ኣብን ከባብን ናይ’ተን ሰለስተ ዓበይቲ...
ፍልይ ዝበሉ ኣገባባት ወይ ሕግታት ምጉሓፍ መድሃኒት ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ገዝኡ ዝተረፉ መድሃኒት ወይ መዓልቶም ዘሕለፉ...
ኔልሰን ማንዴላ ፀለምቲ ደቡብ ኣፍሪካዊያን ኣብ ዝነበሩላ ኣብ ትራንስከይ 18 ሓምለ 1918 ኣ/ፈ ተወሊዶም። ከም መንእሰይ ንቑሕ...
ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ 250 ግራም ኣሕምልቲ ክምገብ ይምከር። እዚ ድማ ዝተፈላለዩ ሕማማት ከም ናይ ልቢ...
በቲ ዘለና ኣወንታዊ ባህርያት፡ ብዙሓት ፈተውቲ ከነጥሪ ከም እንኽእል ክንዝንግዕ የብልናን። ገለ ካብ’ዞም ባህርያት – * ቃልካ...
ኣብ ሽወደን፡ ካብ ሰበይትኻ ወይ ካብ ሰብኣይኪ ክትፋትሑ ትኽእሉ ኢኹም። ዋላ እቲ ካልኣይካ ወይ ካልአይትኻ ፍትሕ ኣይድለ/ኣይትድለ፡...
ንነዊሕ ዘበናት ምስ ደቂ ሰብ ዝተጉዓዘ፡ ምኽንያት ሞት ብዙሓት ሰባት ዝኾነ – ሕማም ዓሶ፡ ኣብ ዕድመ ሓደ...