ንገዛእ ርእስኻ ኣብ ቅልል ዝበለ ኣስተንትኖ ምስታፍ፡ ምልክታት ጭንቀትን ሻቕሎትን ከምዘጕድል ሓዲሽ መጽናዕቲ ኣረዲኡ። ብመሰረት ሓበሬታ ናይቲ...
ውህደት
ኣብ ግዜ ጥንሲ ዕሸላት ኣብ ኣካላቶም ብብዝሒ ቀያሕቲ ዋህዮታት ደም ይርከቦም። እቶም ዝበዝሑ ክፋል ናይዞም ቀያሕቲ ዋህዮታት...
ከም መዕበያ: መንበሪ ገዛን ምውሳእን ኣብ ዝኣመሰሉ ጕዳያት: ጥቕሚ ቈልዓ ቀዳምነት ኪወሃቦ ይግባእ። ንዕድመን ብስለትን ኣብ ግንት...
ፍርሂ ዓይኒ-ሰብ ሓደ ካብ ዓይነታት ፍርሂ ወዲ ሰብ ኢዩ። እዚ ዓይነት ፍርሂ ኣብ ቃልዕ ቦታ ዘጋጥም ፍርሂ...
ጥረታት ምምጋብ መወዳእታ ዘይርከቦ ጥዕናዊ ረብሓታት ኣለዎ። ምኽንያቱ ኣብ ጥረታት ትሑት ዓቐን ስብሒ፡ ምንጪ ፕሮቲን፡ ኣኻል ታርፍ...
ኣታዊታት ደቂ ተባዕትዮ ምስ ኣታዊታት ደቂ ኣንስትዮ ዝዛየደ ምዃኑ ሓድሽ ስታቲካዊ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዚ ናይ ኣታዊታት ጋግ...
ማህተማ ጋንዲ፡ ቀንዲ ስሙ ሞሃንዳብ ካራምቻንድ ጋንዲ እዩ። ማህተማ ጋንዲ፡ ኣብታ ንኽብሩ ተባሂላ ብ “ራኪንድራናዝ ታጎረ” ዝተደርሰት...
– ሓደ ሰብ ናይ ድቃስ ጸገማት ምስ ዘህልዎ:ሓኪም መደቀሲ ካኒና ክእዝዘሉ ይኽል:: እዚ መድሃኒት ድማ ንዝተወሰነ መዓልታት...
ኣብ ኲላተን ኮምዩናት፡ በቲ ኮምዩን ዝምእከል ኣገልግሎት ክንክን ቆልዑ ኣሎ። ብውድባት ወይ ብማሕበራት ዝካየድ፣ ናጻ ወይ ብሕታዊ...
ፐርሾንበቪስ፡ ማለት ውልቃዊ መለለዪ ሰነድ (Personbevis) ውልቃዊ መለለዪ ሰነድ፡ ማለት ፐርሹን በቪስ፡ (personbevis)፡ ብዓል መዚ ግብሪ፡ ብዛዕባኹም...