ውሽጢ ከተማ ስቶክሆልም ካብቲ ልሙድ ዝጸመወ ኮይኑ ኣሎ፡ ግን ከኣ ብዙሓት ሰባት ኣብ ዕዳጋታትን ኣብ መናፈሻን ብብዝሒ...
ውህደት
እያ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ነቶም ኣብ ቱርኪ ተዓጽዮም ዘለዉ ዜጋታቱ ካብ ጽባሕ ሰሉስ ጀሚሩ ከምጸኦም ምዃኑ...
ትማሊ ሰኑይ ንግሆ ኣብ ቫላሰን፡ ሃልምስታድ፡ እትርከብ ሓንቲ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ሓደጋ ባርዕ ከምዘጋጠመን ክሳብ ሕጂ...
ኡልፍ ክሪሰርሰን፡ መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ሞደራተርና፡ ሽወደን ኣብ ሰላም ግዜ ንሓደጋ ዚበቅዕ ተወሳኺ ስልጣን ዚህብ ሕጊ የብላን...
ኣብ ሽወደን ብኮቪድ-19 ዝሞቱ ዘሎዉ ሰባት ብተዛማዲ ይጎድል ምህላዉን ቅድሚ ቁሩብ ደቓይቕ ባዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን...
ትማሊ ሰዓት 5 ናይ ምሸት ኣብ ልዕሊ ሓደ ኣብ ሂሰንገን፡ ዮቶቦሪ፡ ዝርከብ መኻዚኖን ኣብቲ ከባቢ ዝነበራ ናይ...
ሓያል ኣውሎ ንፋስ ኣብ ማእከላይ ሽወደን ከምእውን ሓያል በረድ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሽወደን ስለዝክሰት ኩሉ ሰብ በብዘለዎ...
ሃገራዊ ምኽልኻል ሽወደን ንሕሙማን ኮቪድ 19 ንምጉዕዓዝ ካብን ናብን ዝግበር ጉዕዞ ዘገልግላ ብሕክምናዊ ናዉቲ ዝተዓጠቕቃ ሄልኮፕተራትን ነፈርትን...
እዚ ድማ ብሓደ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዚርከብ ጉጅለ ተመራመርቲ እዩ ዚምዕብል ዘሎ ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ኣብ...
ሚኒስተር ፍትሒ፡ ኣረጋውያን ስቶክሆሎም ሓላፍነት ስልፍኺ እዩ ኩነታት ቫይረስ ኮሮን ካብ ዝጅምር ኣትሒዙ ፖለቲካዊ ኩነታት ሽወደን ሃዲኡ...