ሚኒስተር ፋይናንስ ማግዳሊና ኣንደርሰን መንግስቲ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ዝመጸ ፋይናንሳዊ ሃጓፍ ምምሕዳራት ከተማ ክመልእ ምዃኑ ሎሚ ኣረጋጊጻ።...
ውህደት
መንግስቲ ብማእከላይን ሊበራልን ሰልፊ እናተደገፈ ን ጽላት መጓዓዝያ ናይ 3 ቢልዮን ክሮና ክገብር ምዃኑ ኣገልግሎት ዜና TT...
ናይ ባንክ ሰራሕተኛ ዝነበረ ሽወደናዊ ን14 ሰባት ኣደናጊሩ 35 ሚልዮን ክሩነር ካብ ኣካውንቶምብምስራቑ ን4 ዓመታት ኪእሰር ተፈሪዱዎ።...
በዓል መዚ ስካትቨርከት (skatteverket) ሽወደን ኣብ ምዝገባ ህዝቢ ሽወደን ዘሎ ኮነ ኢልካ ዝግበር ምዝባዕ ኣድራሻ ካብ ፋይናንሳዊ...
መም Joሲ ወዲ ወርቀኔልደን ኣብ ገጻት ፈይስቡክ ንዓመታት ጽሒፈ።ኣብ ዘዝረኽብክዎን ዝጥዐመንን ግዜ፡ናይ ሓበሬታ ሃጓፍ ከይፍጠር ብዓቕመይ ብዙሕ...
ንፈለማ እዋን ዝወጹ ኣሃዛት ከም ዘመልክትዎ ኣብ ኣብ ቫስትራ ኣውራጃ ጉታላንድ ለበዳ እቲ ቫይረስ እኳ እንተንቈልቈለ ምብራቓዊ...
መንግስቲ ሽወደን ብስንኪ ስእነት መድሃኒት ዝተፈጥረ ቅልዉላዉ ከምዘየለ ንምኒስተር ማሕበራዊ ጉዳያት ሌና ሃለንግረን ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ኤኮት...
ንጹር ምልክታት ኮሮና ዘየርእዩ ሰራሕተኛታት ክሰርሑ ይሕተቱ ምህላዎም ውሽጣዊ ሰነዳት ሆስፒታል ካቶሎንስካ ብምጥቃስ SVT ሓቢሩ። እዚ ሰነድ...
ኣብ ሽወደን ድራግ ምውሳድ ክልኲል እዩ። ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ነዚ ሕጊ መንግስቲ ብምብዳህ ዳግማይ ክምርምሮ ምጅማሩ ተገሊጹ።...
ሰብመዚ ከተማ ስቶክሆልም ሽማግለታት ንምክልኻል ንጹር ናይ ሕጊ መምርሒ ከም ዘድልዮ ንበዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሓቲቱ። ለበዳ ኮሮና...