ውህደት
ኣማኑኤል ሳህለ ሓድሓድ ግዜ ኣብ ኣእምሮኻ ንነዊሕ እዋን ምሳኻ ዚቕመጥ ዝነበረ ሓሳባትን ኣተሓሳስባን መርገጽን እምነትን ከም ኣባል...
ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብምኽንያት ለበዳ ኮሮናን ንሱ ዘምጽኦ እገዳ ጒዕዞን ኣብ ሽወደን ተዓጊቶም...
ብደረጃ ሃገር ኣቐዲሞም ዝተጀመሩ ዓበይቲ፣ ስራሓዉቲ ትሕተ ቅርጺ፣ ብሰንኪ ኮቪድ 19 ዝፈጠሮ ቅልዉላዉ፣ ከይተሰናኸሉ ብዝተመደበሎም ዓቐን ስርሖም...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፈን ሉፊን ክትባት ብርትዓዊ ኣገባብ ከመቓርሕ ድሌት ከም ዘለዎ ሓቢሩ። ንሱ ወሲኹ እዚ ክትባት...
መንግስቲ ቻይና፡ ብዘይ ቀጥታዊ ኣገባብ እቲ ዝለዓለ ኢድ ዘለዎ ወናኒ ኩባንያ መንገዲ ኣየር ኖርወጅያን ምዃኑ TT ሓቢሩ።...
ኣሃዱ ጥዕና ሽወደን፡ ኣብ ክረምቲ ንዝካየዱ ንጥፈታት ህጻናትን ስፖርታዊ ውድድራት መንእሰያትን ቀጠልያ መብራህቲ ከምዝሃበ SVT ሓቢሩ። ዝካየዱ...
ዴንማርክ ኖርዌይን ፊንላንድን ንዕረፍቲ ሳመር ዶባት እንተተኸፊቱ ሽወደናውያን ለበዳ ኮሮና ሒዞምልና ክመጹ እዮም ዝብል ስግኣት ከም ዘልዎም...
ፖሊስ ሽወደን ኣንጻር ዕዳጋታት ጾታዊ ርክብ ኣብ ዝገበሮ ናይ ሃድን ስርሒት፡ ንሓደ ኣባል ፖሊስ ምስ በዓልቲ ቤቱ...
ሽወደናዊ ስታቲካዊ ጸብጻብ ከምዝሕብሮ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ጥራይ ኣስታት 10458 ሰባት ከምዝሞቱን እዚ ቁጽሪ ድማ ሓድሽ መሊንዮም...