ኮሚቴ ኤሚግሬሽን፡ ሽወደን ክትቅበሎም ትኽእል ዝለዓለ ብዝሒ ስደተኛታት ብዝምልከት፡ ኣብ ፓርላም ትዛረበሉ ከምዘላ ተፈሊጡ። ሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት፡...
ውህደት
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. መንግስቲ ሽወደን ሓይልታት ፖሊስ ብገጽ ሰብ መንነት ዝምርመር መሳርሒ ክጥቐሙ...
ናይ ክልተ ሰዓት ደረት እኳ እንተተነብረሉ ምንቅስቓስ ሽወደናውያን ክውስኽ ከም እተራእየ ሓበሬታ Telia ኣመልኪቱ። ሓደጋ ለበዳ ኮሮና...
ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ማልሞን ሄልሲንቦሪን ዝግበር መስርሕ መርመራ ኮሮና ክዛይድ ምዃኑ ሓላፊ ኮሚቴ ምምሕዳር ስኮነ፡ ኦልፍ ዮንሰን፡...
ኣብ ቬስትሮስ፡ ሓደ ወዲ 15 ዓመት ቆልዓ ኣብ ልዕሊ ባቡር ብምስቃል ነቲ ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዘለዎ መስመር...
ግዜ ንድሕሪት ክትመልሶ እንተ ዝከኣል ኔሩ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምቁጽጻር ዝወሰድናዮም ስጉምታት ብዝተመሓየሹ ኣገባባት ምተካእናዮም ኔርና ክብል...
ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ዝያዳ ኣድላዪ ስጒምቲታት ምውሳድ ከድልያ እዩ ክብል ዋና ተጸዋዒ ሕማማት ለበዳ ኣንደርስ ቲግኔል...
መቐጸልታ ናይቲ ትማሊ ረቡዕ ምሸት ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ሎሚ ምሸት ኣብ ከተማ ማልሞ ክካየድ ምዃኑ...
ሽወደን ተወለድቲ ወጻኢ ዘየጠቓልል ገምጋም ትምህርቲ ብምክያዳ እቲ ውጽኢት መጽናዕቲ ኣብ ጠርጠራ ምእታዉ ተገሊጹ። ዳህሳስ PESA ከም...