ቊጠባ ሽወደን ዳግማይ ናይ ምብርባር ምልክታት የርኢ ምህላዉ SVT ን ሚኒስተር ፋይናንስ ሽወደን ማግዳሊን ኣንደርሰን ብምጥቃስ ሓቢሩ።...
ውህደት
መንግስቲ ሽወደን፡ ዘይሕጋዊ ብረትን ነቶግትን ዘሰጋግሩን ዝውንኑን ሰባት ብዝምልከት ዝተረረ መቕጻዕቲ ንኽብየነሎም ናብ ኮሚቴ ሕጊ ሽወደን እማመ...
ሎሚ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ማልሞ ኣንጻር ዓሌትነት ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ዝዓለመ ዝኾነ ዓይነት ወግዓዊ ሕቶ...
ኣባል ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ጂሚ ኣከሰን ብዛዕባ ምስንባት ዋና ተጸዋዒ ሕማማት ከበዳ መንግስቲ ሽወደን ኣንደርስ ቲግኔል ኣመልኪቱ...
ኣብ ሉንድ እትርከብ ክሊኒክ ምቁጽጻር ለበዳ፡ ንሓሙሽተ ብሓገዝ ማሽን ከስተንፍሱ ዝጸንሑ ግዳያት ኮሮና ቫይረስ ዝኾኑ ሰባት ንሕማም...
ካብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ጀሚሩ ካብ ስራሕ ናይ ምስጓግ ቅድመ-መጠንቀቕታ ዝተዋህቦም ሰራሕተኛታት እቶም ፍርቂ ካብ ስራሕ ከምዝተሰናበቱ...
ኣብ ወርሒ ግንቦት 2020 ዝተገብረ ቆጸራ ድምጺ ሎሚ መዓልቲ ውጽኢቱ ተነጊሩ። ብመሰረት ሃገራዊ ቆጸራ ድምጺ ሽወደን (SCB)...
ትማሊ ምሸት ኣብ ከተማ ነይሾፒን ሓደ መንእሰይ ብጥይት ተሃሪሙ ከምዝሞተ TT ሓቢሩ። ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተፈጸመ ገበናዊ...
መንግስቲ ብገበን ንዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ብቴክኖሎጂ መለለዪ ገጽ ኣብ ቀይዲ ንምእታው ሓድሽ ኣዋጅ ምትእትታዉ ተሓቢሩ።...
ኣብ መናበዪ ሽማግለታት ናይ 100 ሚልዮን ክሮና ተወስኺ ባጀት ክምደበሉ ኣለዎ ክብክ ዝጸውዐ ሰልፊ ሊበራል ሽማግለታት ቀወምቲ...