መንግስቲ ዝመርሑ ዘለዉ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራት ብህዝቢ ፍቱዋት ኮይኖም ይቕጽሉ ምህላዎም SEVO ዘሳለጦ ሓድሽ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። ሰልፍታት...
ውህደት
ዶባት እስፓኛ ካብ ዕለት 21/06/2020 ጀሚሩ ንኹለን ሃገራት ኣባላት ሸንገን ክፉት ክኸውን ምዃኑ El Pais ዝርከበን ብዙሓት...
ብዙሓት ሰባት መርመራ ኮሮና ንኽገብሩ ብ1177 ቆጸራ ክሕዙ ብምፍታኖም ነቲ ቆጸራ ንምሓዝ ዘኽእል Alltid Öppet ዝበሃል ናይ...
ሓደ ወዲ 31 ዓመት ዝዕድሚኡ ሰብኣይ ንሓንቲ ጓል 12 ዓመት ቆልዓ ብዕጸ ፋርስ ኣደንዚዙ ከምዝተጋሰሳ ጋዜጣ ዮቶቦሪ...
ዓርቢ ምሸት ኣብ ጎትሱንዳ፡ ኡፕሳላ፡ ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ፍጻመ ኣጋጢሙ ከምዝነበረን ኣብቲ ሽዑ እዋን ሽዱሽተ ሰባት ኣብ...
ኣብ ሮዘንጎርድ፡ ማልሞ፡ ብቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘጋጠመ ናይ ዓመጽ ፍጻሜ ሓደ ወዲ 16 ዓመት ኮተቴ ግዳይ...
ካብ ጽባሕ ሶኑይ ጀሚሩ ንኹሎም ነበርቲ ከተማ ስቶክሆሎም ናይ ኮሮና ቫይረስ መርመራን ሓደ ሰብ ብቫይረስ ኮሮና ተጠቒዑ...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦምካልኣይ ክፋል ሄለን፡ ኣብ ስራሕ ገዛ’ውን ማዕረ ወላዲታ ትሳተፍን፡ ኣብ ኩሉ’ቲ ብወላዲኣን ኣሕዋተን ዝፍጸም ትእዛዝ፡ ብዘይ...
ሃገረ ዴኒማርክ፡ ካብ 15/06/2020 ጀሚራ ንኹሎም ካብ ጀርመን፡ ኖርወይን ኣይስላንድን ዝመጹ በጻሕቲ ኣፍደገኣ ክፉት ምዃኑ እንዳሓበረት ነቶም...
መንግስቲ ሽወደን፡ ሓቀኛ ዕድመ ናይ ሓተቲ ዑቕባ ንምፍላጥ ዘኽእል ሕክምናዊ ኣገባብ ንምንዳይ ሓደ መርማሪ ከምዝመዘዘ TT ሓቢሩ።...