ዓርሞሾሽ ኩባንያ መካይን ቮልቮ ወጻኢታቱ ንምቅናስ ኣብ ዝቕጽል ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ኣስታት 4100 ኣብ መላእ ዓለም ካብ...
ውህደት
እዚ ብ ዩሮፖል ዝተወሃሃደ ስርሒት ፖሊስ ኣህጒራዊ መርበብ ቀርሰና ንምብታኽ ሚልዮናት መሸጣ ምዝገባ መስመር ተሌቪዥን ንምቊጽጻር ዘንቀደ...
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ጥራይ ብሓደጋ ትራፊክ 19 ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ልዕሊ 1000 ሰባት ከምተጎድኡን ኣሃዛዊ ጸብጻባት...
ኣብ ምምሕዳር ኩንኤልቭ ዝርከባ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት ዝኾነ ናይ ኮሮና ቫይረስ መልከፍቲ ብዘይ ምምዝጋበን...
በዓልመዚ ህዝባዊ ስምዕታታት (ARN)፡ ዋጋ ትኬት ናይቶም ብሰንኪ ቅልውላው ለበዳ ኮሮና ዝተቛረጹን ዝተቐየሩን መደባት ናብ ዓማዊል ክምለሱ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ነቲ ቅልውላው ኮሮና ዘስዓቦ ምፍላስ ናይ ኩባንያ SAS ንምድሓን 5 ቢልዮን ክሮነር ዝግመት ገንዘባዊ ፈሰስ...
መንግስቲ ሽወደን፡ ሃገሩ ፍቱን ክታበት ኮሮና ንምውናን ብምባል ጥርዚ ልቓሕ ኣሃዱ ህዝባዊ ጥዕና ናብ 2 ቢልዮን ክሮነር...
ዓርሞሾሽ ሽወደናዊ ብሪጣንያዊ ኩባንያ መድሃኒት ኣስትራ ዚኒካ፡ 400 ሚልዮን ዝኸውን ጸረ ኮሮና ናይ ክታበት መድሃኒት ንኤውሮፓ ከረክብ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራይ ኣብ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ዝተመዝገቡ ስራሕ ኣልቦ ዝኾነ ሰባት 17 ሽሕ በጺሑ። ብድምር...
ኣብ ርእሰ ከተማ ቻይና፡ ቤይጂንግ፡ ሓድሽ ለበዳ ኮሮና ብምርካቡ ብዙሓት መንበሪ ኣባይቲ፡ ኣብያተ ትምህርትን ስፖርታዊ ንጥፈታት ዝካየደሎም...