ብዝሒ ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት ምስቲ ኣብ ከምዚ እዋን ዓሚ ዝነበረ ብዝሒ ክወዳደር ንከሎ ብዕጽፊ ከምዝወሰኸ ተፈሊጡ።...
ውህደት
ምምሕዳራት ከተማ ኣብ ምስላጥ ተበግሶታት ፖሊሲ ዕዳጋ ሽቕለት ክሳተፋ ኣለወን ክብል መርመራ መንግስቲ ዛዛሚ መግለጺኡ ኣውጺኡ ኣሎ...
ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ንንባብ ዘብቅዖ ጽሑፍ ከም ዘመልክቶ ብሚልዮናት ክሮነር ዝንቀሳቐሱ ኩባንያታት ዝውንኑ ስነጥበበኛታት ብምኽንያት ቅልውላው ለበዳ ኮሮና...
ፖሊስ ሽወደን፡ ንፈለማ ግዜ ድሕሪ ቅልውላው ለበዳ፡ ሕቶ ዕቕበኦም ዝተነጽገ ሰባት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ሓቢሩ።...
ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ኺፍቲንገ (Skiftinge) ዝተባህለ ኣከባቢ ሓደ ወዲ 35 ዓመት ሰብኣይ ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ተቐቲሉ ከምዝተረኽበ ፖሊስ...
ዓለማዊ ውድብ ጥዕና ነቲ ቅድሚ ሒደት መዓልታት ብዛዕባ ሽወደን ዘውጸኦ መግለጺ መአረምታ ገይርሉ ኣሎ። ኩነታት ለበዳ ኮሮና...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም “እዚ ዓይነት ባህሪ ዘለዎ ሰብ ኣብ ሎሚ ክትረክብ ናይ ብሓቒ ዕድለኛ’የ፡ ነዚ ዕድል ድማ’የ ክጥቀመሉ...
ዴንማርክ ብ ቀዳም ዶባታ እኳ እንተኸፈተት ዛጊት ሒደት ሽወደናውያን በጻሕቲ ጥራይ ክትቅበል ፍቓደኛ ምዃና ተገሊጹ ክትብል ሬድዮ...
ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና፡ ኣብ እንዳ ዓበይቲ ዝርከቡ ሽማግለታት ብሕታውነት ብዘስዓቦ ስነ ኣእምሮእዊ ጽልዋ የሕድረሎም ምህላዉ ተሓቢሩ። ብርክት...